The most hopeful I felt this year (to be honest) was when I thought IA was dead... I thought here...
ህዝቢ ብዝለዓለ ዝጽበዮ ዘሎ ሓዱሽ ቃል ፕረዚዳንት፡ ንሱን ብጾቱን ዘሕለፍዎ መሪር ቃልሲ ንናጽነት ኣዝዮም ከቢድ ዓቕልን ተጸዋርነትን ዝሓቱ ከበድቲ ናይ...
እቶም ጸኒሖም ብጉጅለ-15 ዝተፈልጡ ደገፍቲ ደሞክራሲ ዝዀኑ ላዕለዎት ኣባላት መሪሕነት፡ እቲ ድሕሪ ናጽነት ዝተኸሰተ መሪሕነታዊ ቅልውላው፡ ብሰሪ ምጥፋእ...
ህዝቢ-ኤርትራ ንቓልሲ ደቁ ንቓልሲ’ሕዋቱ
ኣብ ውሽጢ ይኹን ኣብ ግዳም በብክእለቱ
ተበጅዩልዩ ገንዘቡ ሂቡ’ተላይ ህይወቱ፡
ኣብ ኣርእስተይ ብመጀመርያ ዝሓለፈ ፕለተካዊ ተቓውሞን ብድሆታቱን ብዝተጾምቈ መንገዲ ከቕርቦ ኢየ። ቀጺለ “መን’ዩ መንእሰይ?” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ...
ልክዕ ከምቲ ማሕበርነታዊ ሰልፊ፡ እቲ ሓርነታዊ ግንባር (ህ.ግ.ሓ.ኤ) ብግብሪ ዝኽተሎ ዝነበረ ስነ-ሓሳብ እውን ማርክሳዊ ስነ-ሓሳብ ብምንባሩ፥ "ንምንታይ...