ሓደ ካብ’ቶም በጻብዕቲ ዝቑጸሩ ንፍርሒ ስዒሮም “ኩነታት ሃገርናን ጠንቂ መበገሲኡን” ህዝቢ ንኽፈልጦ ኣብ ቃልዕ ወጺኦም ዝትርኹ ዘሎውን፡ ከምኡ’ውን ደራሲ እዋናዊት መጽሓፍ “ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ” ገዲም ተጋዳላይ ኣቶ ረድኢ መሓሪ (ኣለና) ኣብ ዝሓለፈ ቁሩብ ኣዋርሕ ኣብ ኤውሮጳ ዝጀመሮ ዑደት ሕጂ’ውን ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ (USA) ይቕጽሎ ኣሎ። ከም’ዚ ዓይነት ትብዓትን ተወፋይነትን ኣብ ውሑዳት ጥራይ ስለ ዝርአ ድማ ዝለዓለ ምስጋና ይግብኦ። ኣቶ ረድኢ መሓሪ ንኽቡር ዕድሜና ተቐቢሉ ንሰንበት 29 ሓምለ 2012 (July 29, 2012) ልክዕ ሰዓት 2፡00 ድ.ቀ. ኣብ ኒው-ዮርክ ህዝባዊ ኣኼባ ከካይድ ተመዲቡ ስለ ዘሎ፡ ንኹሉ ደላይ ሰላምን ፍትሕን ብኽብሪ ንዕድም።

ንኣኼባ ዝምልከት ንዘሎኩም ሕቶ ኣብ (646)808-6660 ደዊልኩም ተወከሱ

ህዝባዊ ዘተ ኒው-ዮርክን ከባቢኣን

 


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...