Video: ናበይ ናበይ
ኣልኣሚን ሲዒድ ናበይ ናበይ
ፈሳሲ ምስ ሰማዕካ ናበይ ናበይ
ማይ ምስ ሰማዕካ ናበይ ናበይ
ምጥልቃይ ምስ ሰማዕካ ናበይ ናበይ
ክትነግርዶ ተሃዊኽካ ንርእሲ ዓካት
ብቲክስት ዘይፈተንካ ናይ ሓሶት ምምካት
ብኢመይል ዘይፈተንካ ካብ ሰብ ተሓቢእካ
ናብ ስልኪ ጉያ ጉያ ኣኼባ ገዲፍካ
ድሩዕ እንታይ በለ ኢሳያስ ሰሚዕካዶ
ካን ደፊሩ ተዛሪቡ ኢልካ ኣሰምቢዱካዶ
ሃይለ እዩ ኢሉ እነግረካ ኣሎኹ
ሓሶት እንተይሉ ኣብ ቪድዮ ተቐዲሑ
ረሲዕናዮ እባ ናይ ቴክኒክ ሽግርኩም
ስልጥንቲ ኤርትራ ጌና ኣይሃበትኩም
ተክስት ጌና ኢመይል ናይ ኢድ ጌና ኢኹም
ኣልጀዚራ ለካ ኣይነበረትን ኣብ ጉዳይኩም።
ገብረ ካብ ኣስመራ