Monday, Dec 2025
  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Login
    • Forgot your password ?
    • Forgot your username ?
[AIM] Asmarino Independent Media [AIM] Asmarino Independent Media
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos

Sidebar

  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos
Trending News

Prof. Mirjam van Reisen: a Tulip in a field of weeds

Bisrat Fissehatsion: “My Sister’s Dreams are Still Alive”

The Story of Cesarino and his Big Dreams for Eritrea

Amal Saleh: A Journalist Who Left Everything Behind and Headed Into Exile

PM Abiy Ahmed of Ethiopia: The Deceitful Peace Prize Winner

Ethiopia's PM Abiy admits Eritrean forces are in Tigray

Eritrean Troops in Tigrai: Shame on you!

Eritrea: ኣንታ፡ እዛ ኤርትራ ዝብልዋ

Ethiopian Army jails BBC reporter in Mekele

ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም - ዕለተ መስዋእቲ፡ ለካቲት 19 2021

Total: 50 results found.

Search for:
Search Only:

Page 1 of 2

21. 32 ኣባላት ሐይሊባሕሪ ኤርትራ፡ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም፡ ካብ ባጽዕ ናብ የመን ኣትዮም።
(ድሃይ ካብ ኤርትራ)
ሳላሳን ክልተን ኣባላት ሓይሊባሕሪ ኤርትራ፡ ንስርዓት ህግደፍ ብምርሕራሕ፡ ብ3 ሚያዝያ 2009፡ ሰዓት ሸውዓተ ናይ  ምሸት፡ ሑደይዳ ኣብ ዝበሃል ቦታ የመን ኣትዮም ኢዶም ሂቦም።  እዞም ምሉእ ኣጽዋሮምን መራኸቢ ሬድዮታቶምን ሒዞም ብክልተ ጀላቡ ካብ ባጽዕ ዘምለጡ ኣባላት ሓይሊባሕሪ፡ መጀር ዮሴፍ ስዩም(ወዲ ስዩም) ...
Created on 10 April 2009
22. ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም - ዕለተ መስዋእቲ፡ ለካቲት 19 2021
(Obituaries)
... ከቢድ ዋጋ ይሃሉ፡ ንመሰልካ ካብ ምቅላስ ደው ኣይትበል፡ ኣይትበሊ“ ዝብል ለበዋ ተላብዩ ሓሊፉ፡ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም!  ክቡር ሓርበኛ ኣድሓኖም፣ ኩሎም ኣባላት ቤተሰብካ፡ ዝኣዘዝካየን በራጊዳትካ፡ ዝመራሕካየን ክፍላተ ሰራዊትካ፡ ዘምሓደርካዮ ህዝቢ፡ ብጽሑፋትካን ኣብነትካን ዘንቃሕካዮ መንእሰይ ኤርትራ ብልብን ...
Created on 20 February 2021
23. መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ
(ቆፎ ሰነዳት)
... ሒደት መዓልታት ብከኸምዚ ድሕሪ ምስራሕ ሓለፍቲ መዓስከር ሳቐ ምስ 9ይ ዙርያ ኣባላት ሃገራቒ ኣገልግሎት ናብቲ ቦታ መጺኦም፡ መረረን ነቀቓፌታን ተማሃሮ ካብ'ቲ ቦታ ብቤላ ቤሎው፡ ብዘይ ቅኑዕ መንገዲ ድሕሪ ምስናቖም ንተማሃሮ ኣኪቦም ምፍርራሕ ዝተሓወሶ ኣገባብ ምስኦም ተጠርኒፎም ክሰርሑ ምዃኖም ሓበር ዎ ም። ተማሃሮ ብወገኖም ...
Created on 11 September 2020
24. Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን
(ቆፎ ሰነዳት)
... ናብ ሃብቲ ዓሳ ተቐይረ ማለት'ዩ። *ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት'ከ ኔርካ'ዶ? =እቲ ኣብ ላዕሊ ዝገለጽኩ ዎ  ብደረጃ ሚኒስተር'ዩ።ብሓላፊ ክፍሊ ግን ሓላፊ ውሽጣዊ ጉዳያት'ውን ነይረ። *እቲ ዝግበር ምቅይያር ኣባላት ካቢነ ቅጥዒ ኣለ ዎ 'ዶ? = እቲ ግቡእ ኣሰራርሓን ናህና መረዳእታን ፕረሲደንት ካቢነ ይምድብ፡ ...
Created on 07 September 2020
25. ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር
(ቆፎ ሰነዳት)
... ተጻረርቲ ወይ መሰራታውያን ግርጭታት ብረብሓ ፍጹም ዘይራኸቡ ብስዕረት ናይ ሓዲኦም ጥራይ ዝፍትሑ ምዃኖም፡ ንኣብነት ኣብ መንጎ ሰውራ ኤርትራን መግዛእቲ ኢትዮጵያን ዝነበረ ግርጭት ኪጥቀስ ይከኣል። ዘይመሰረታውያን ዘይተጻራርን ድማ ኣብ መንጎ ናይ ሓባር ጥቕምን ረብሓን ዘለ ዎ ም ኣባላት ሕ/ሰብ፡ ኣብ ምቕያስ ስልትን ...
Created on 07 September 2020
26. Eritrea: ንሎሚ ምስ መቓልሕ፡ ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ገረዝግሄር Interview Major General Berhane Gerezgiher
(ቆፎ ሰነዳት)
... ጥሪ 2001፡ ካብ ሓላፍነተይ ከምዝወረድኩን መዓርገይ ከም ዝተሓደግኩን ብሚኒስተር ምክልኻል፡ ብቓል ተሓቢሩኒ። ብወገነይ ብዕለት 12 ጥሪ 2001 ብሚ/ር ምክልኻል ዝተሓበረኒ፡ ካብ ሓላፍነተይ ምውራድን መዓርገይ ምሕዳግን ምኽንያት፡ ኣነ ጥራይ ዘይኮነ ከም ኣባል ናይ ክልቲኡ ባይቶታት፡ ኣባላት ባይቶ ክፈልጥዎን ህዝቢ እውን ...
Created on 06 September 2020
27. ቀስተደብና ረቡዕ ግንቦት 2001 - ቃለ-መጠይቕ ምስ ጀነራል ዑቕበ ኣብርሃ
(ቆፎ ሰነዳት)
... ክሳብ ሕጂ ዘይምትግባሩ'ውን መሊስካ ነቲ ስሚዒት ምትንካፍን ካብ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ወጻኢ'ዩ። ጉባኤ ስቕ ኢልካ ብዘይ ሐደ ርጡብ ገምጋም ትኣት ዎ  ኣይኰነን። ኩሎም ኣባላት ዝሳተፍ ዎ  ዝሐለፈ መድረኽ ዓጽዮም ናብዝመጽእ ብዝማዕበለ መገዲ ዝስጋገርሉ ብምዃኑ ኩሉ እንተናዊ ገምጋም ኪግበር'ዩዘለ ዎ ። ጉባኤ ምእንቲ ጉባኤ ...
Created on 01 September 2020
28. Eritrea: ኣቶ ጴጥሮስ ሰሎሙን መን'ዩ? Who is Petros Solomon
(ቆፎ ሰነዳት)
... ኣመራርሓ ኣገባብ ዕጉብ ዘይምንባሩ ኣብ ወተሃደራዊ ስርሓት ተዋሂቡ ዎ ዝነበረ ናይ ምኽሪ ምሃብን ምትሕግጋዝን ስራሕ ተሓዲጉ። ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ ከሎ ነቲ ሃገር ዝምርሓሉ ዝነበረ ብፕረዚደንት ዝተኣታተወ ኣገባብ ገደብ ንምግባር፡ ኣባላት መሪሕነታት መንግስትን ግንባርን፡ ቅድም ኣብ ኣኼባታት ባይቶታት ግንባርን መንግስትን፡ ...
Created on 15 August 2020
29. ዕላል ብሕታውያን ጋዜጠኛታት ምስ ሚኒስተር ነበር ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) August 13, 2001
(ሰነዳት)
... ድማ ልዕሊ ካቢነ ሚኒስትራትን ልዕሊ ፕረሲደንትን ስልጣን ዘለ ዎ ም ኣካላት እዮም። ማእከላይ ባይቶ ናይ ግንባር ኣብ ኣረርባዕተ ኣዋርሕ፡ ሃገራዊ ባይቶ ናይ መንግስቲ ድማ ኣብ ሸሽዱሽተ ኣዋርሕ ምዱብ ኣኼባ ኪገብሩ፡ኣቦ መንበር ምስ ዚደሊወይ 2/3 ኣባላት ባይቶ ምስ ዚጠልቡ ድማ ካብ ምዱብ (ስሩዕ)ግዜ ወጻኢ፡ ህጹጽ ኣኼባ ...
Created on 14 August 2020
30. 1) እታ ዕለት ! 2) ልሳን ዕቡሳት ብድምጾም (2001)
(Video)
... መን ክብል፧’’   “ኣነ ኢየ ናይዝጊ….መን ኢኻ ንስኻ፧’’ ዝብል ገናሒ ቃና ዘለዎ፡ ኣደብ ዘይብሉ ቃላት ኣብ ኣእዛነይ ኣቃልሐ።   “ናይዝጊ፧!!’’ በልኩ ብውሽጠይ፡ ናይዝጊ ክፍሉ ኢዩ። ከም ሚኒስተር ከምዝተመዘዘ ሰሚዕና’ኳ እንተነበርና፡ ምስ ኣባላት ናይ’ቲ ሚኒስትሪ ዝገበሮ ናይ ምጅማር ኣኼባ ወይ ...
Created on 17 September 2019
31. Asmarino | Eritrea: Ogbai Ghebremedhin ይኣክል! ይኣክል!! ንኹሉ ዕንቅፋታት ቃልሲ ሓርነትን ፍትሕን!!
(Video)
... ጸሚድካ ንቕድሚት ከይትስጉም ዝዓግት ተግባር ኢዩ ኮይኑ ጸኒሑን ዘሎን። ውድበይ-ውድብካ ብግብሪ ጸረ ሓድነታዊ ህዝባዊ ቃልሲ ኮይኑ ስለ ዝጸንሐ፡ ኣብዚ እዋን`ዚ ኣባላት ውድባት ከም ውልቀሰባት ምስ ህዝቦም ተሰሊፎም ካብ ምቅላስ ካልእ ኣማራጺ የብሎምን። እታ እንጽበያ ብፍትሒ ግዝኣተሕጊ እትምራሕ  ደሞክራሲያዊት ኤርትራ ...
Created on 24 May 2019
32. ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ፡ 'ማንታ ኣደ ስነ-ጽሑፍ ጸላም ኣፍሪቃ'
(Alewuna (ኣለውና))
... ኮይና ትንቀሳቐስ ከም ዝነበረት'ያ ትገልጽ። ሓደ ንምስጢራዊ ምንቅስቓሳታ ዝፈልጥ ተጋዳላይ ኢዱ ንመንግስቲ ደርግ ስለ ዝሃበ ግን፡ ኣሕሊፉ ከም ዝሃባ ተዘንቱ። በዚ መሰረት ብ13 መስከረም 1975 በቶም ኣብቲ እዋን "ዓፋኝ" ተባሂሎም ዝጽውዑ ዝነበሩ ኣባላት "ደህንነት" (ጸጥታ) ደርግ ካብቲ ትስርሓሉ ዝነበረት ቤት ...
Created on 28 October 2018
33. Eritrea: ሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ፡ ሎሚ ንጉሆ ሓይልታት ጸጥታ ጨውዮም ኣበይ ከምዝወሰዱዎ ከምዘይፍለጥን
(ዜና)
... ኣብርሃን ኣባላት ጉጅለ 11፣ጋዜጠኛታትን ካልኦት ብኣሽሓት ዝቁጸሩ ናይ ሕልናን ናይ እምነት እሱራትን ሎሚ ይፍትሑ ይኾኑ ዝብል ተስፋ ኣብ ብዙሓት ኤርትራውያን ሃገራውያንን ደለይቲ ስላም ማሕበረሰብ ዓለምን ትጽቢት ክግበር ጸኒሑ እዩ። ክቡር ተጋዳላይን ሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ፡ ሎሚ ንጉሆ ...
Created on 18 September 2018
34. ካልኣይ ቅሉዕ ደብዳበ ናብ ክቡር ዶክተር አብይ ኣሕመድ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ረፓብሊካዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ።
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
... ናብ ኤርትራ ክገብሮ ወጢኑ ዘሎ መገሻ፡ ምስቶም ሃገራዊ ውሳኔታት ክህቡ ትጽቢት ዝግበረሎም ኣካላት ማለት፥ ርክብ ምስ ኣባላት ባይቶን ሚኒስቴራትን፡ ሃለፍቲ ሞያውያን ማሕበራትን መሰል ሰብኣውያን ተጣበቕትን ናይ ኣረኣእያ ፍልልይ ሃልዩዎም ኣብ ምሕደራ ሃገርን ህዝብን ጸላዊ ተራ ዘለዎም ፖለቲካውያን ውዳበታትን ብነጻነት ሃሳቦም ...
Created on 29 July 2018
35. Eritrea: ፐሮጀክት ዓርቢ ሓርነት - ኣብዚ ሰሙን ካብ ዝበጹሑና ዜናታት:
(ዜና)
እቲ ዕሉል ተለኣኣኪ ክፍእ ኮይኑ ኣሽሓት ሰባት ከበሳብስ ዝጸንሔ ወዲ ከበደ (ሓላፊ ቤት ምእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ) ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣቲዩ። እዚ ብጭካኒኡ ዝልለ ንጽሃት ዜጋታትና ከበሳብስ ዝጸንሔ: ንሱ ዝርገቦም ገለ ገል ኣባላት እታ ቤት ማእሰርቲውን ኣብ ቀይዲ ኣቲዮም ኣለው። ዝሓለፈ ሰሙን መራሒ ጉጂለ ህግደፍ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ...
Created on 20 July 2018
36. Asmarino | Eritrea: ህዝባዊ ተላዕሎ ንትንሳኤ ኤርትራ - ንባብናን መትከልንናን ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ምዕባለ ሃገርና
(Video)
ዎ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፥ ኣብ ኩሉ ደረጃታት ጽፍሒ ሓላፍነት መንግስቲ፥ ኩሉኹም ኣዘዝቲን ኣባላትን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፥ መንእሰያትን፡ ከምኡውን ኣብ ደገን ወጻእን እትርከቡ ኣባላት ህግደፍ ብፍላይ፥ እዚ ዘለናዮ ህሞት ሃገርና ብሓቂ ወካሊ ዘይብላ ሃገር ምዃና ዝተነጸረሉ፥ ካብ ኢድና ወጺኣ ንባዕዳዊ ዋንነት ክትርከብ ...
Created on 20 July 2018
37. Asmarino | Eritrea: Tsegay Asmerom "እቲ ናይ ቄሳር ንቄሳር"
(Video)
... ምስ ሓዙ ምልቃቕ የለን። ከውርሱ ዓቕምን ድሌትን ዘይብሎም ክንሶም፡ ድኻሞም ንምሕባእ፡ ኣጻብዕቶም ናብቲ ተማላሊኦም ዘጽንትዎ ህዝቢ ብፍላይ ከኣ መንእሰይ ወለዶ የዋጣውጡ። ሓንቲ ውድብ ኮይኖም ጀሚሮም፡ ናይ ዕላማን ራእን ፍልልይ ዘይብሎም ክንሶም ፋሕ ይብሉ። ኣባላት መሰረታቶምን መሪሕነታትን ጠንጢኖሞም ይስደዱ። ኣብ ...
Created on 16 July 2018
38. Asmarino | Eritrea: Ogbai Ghebremedhin ድሕሪ ኣጽናቲ ፈኸምታ ጽልኢ ዳንኬራ ሓዲስ ፍቕሪ መዓልቦኡ ኣበይ!!!
(Video)
... ኮይኑ፡ ዓለም ኣዝማድ እኳ ኢዮም ትብለሉ ዝነበረት ህሞት`ዩ። ``ኣዲኣ ገዲፋስ  ሓትናኣ  ትናፍቝ`` ኮይኑ፡  ንኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ  ዕርቂ  ነፊግካ፡ ምስ ጓኖት ምትሕቝቛፍ፡ ንህዝቢ ኤርትራ`ውን ምሽቓልን ምግራምን ከይፈጠረሉ ኣይተረፈን። ለባማት ዓበይቲ ሃገር ዝሰምዖም ድኣ ኣይረኸቡን እምበር፡ ኣብ ዝተፋላለየ ...
Created on 13 July 2018
39. Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis እንተተዓቆርካስ ትሰምዕ ድኣ
(Video)
... እናዘለለትያ ትነብር፡ የማነ  ገብርኣብ ድማ ከምቲ  መድሎ ረኺቡ፡ መሊቁ ሰብ ክምስል ልብሲ ካህን ለቢሱ መስቀል ሒዙ ቤተክርስትያን ዘርከሰ ህበይ ጥራይ ጌርካ ኢኻ ትወስዶ።  ከይስወቱ ዝሓረሩ  እሽሓት ስዋእትና፡ ኣብ ከተማታትን ገጠራትን ናይ ገድሊ ናይ ምስጢር ኣባላት  ኮይኖም ተኣሲሮም ኣብ ፈቀዶ ቤትማእሰርታት ጸላኢ ...
Created on 02 July 2018
40. Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis መንፈሳዊ ማዕበል፡ ህዝባዊ ሰላማዊ ምንቅስቃስ
(Video)
... ደቆም ከፋልጡ፡  ወይ ጸምይዎም ናይ ቀደም የዕሩኽትዮም ክረክቡ፡  ህግደፍ ኣብ ዘዳለውዎ ፈስቲቫል ጓይላ ዝዕብልሎ እንተኸዱ ኣባላት ህግደፍ፡ ወይ ደገፍቲ እቲ ስርዓት ማለት ኣይኮኑን። ኣብ ወጻኢ ዘሎ ህዝቢ፡ ዓዱ ዘይናፍቅ፡ ስድርኡ ከይርኢ ዘይደሊ ሰብ የለን፡ ግን ስቃይ ኩሉ ክሐጽር ኩላትና ዓዲ ኣይንኺድ፡ 2% ኣይንኽፈል ...
Created on 21 June 2018
41. Eritrea: Sacttism ~~ እዋናዊ ዛዕባ ሰነ 14፡ 2018
(Video)
... የማነ ገብረኣብ፡ ሓጎስ ኪሻን ዘመደ ተኽለን ናብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ክመላለሱ ቀንዮም እዮም፡፡ ብትእዛዝ ቤ/ጽ ፕረሲዳንት ናብ ዞባታት መገሻ ተኸልኪሎም ዝነበሩ፡ ኣባላት ኤምባሲ ኣሜሪካ፡ ኣብዚ ቅንያት ኣብ ትሕቲ ስቱር ምክትታል ኣባላት ጸጥታ፡ ክገሹ ዝተፈቕደሎም ኮይኑ፡ ፈጻሚት ኤምባሲ ኣሜሪካ ናታሊ ብራውን፡ ምስ ማይክል ...
Created on 15 June 2018
42. Eritrea: Sacttism - ሓገዝ ንተቓወምቲ ጉጅለታት ቀርኒ ኣፍሪቃ
(Video)
... ኣብ ወርሒ 7/2001 ብብ/ጀነራል ተኽለ ክፍላይ (ማንጁስ) ዝተኣዘዙ 5 ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል፡ ናብ ደቡብ ሱዳን ብሕቡእ ተዋፊሮም፡ ኣብ ልዕሊ ሄግሊጅ ዝተብሃለት ትካል ነዳዲ፡ ወትሃደራዊ መጥቃዕቲ ንምፍናው ዘብቅዕ መጽናዕቲ ኣካይዶም ተመሊሶም ኢዮም፡፡ በቲ እዋን ብጉልባብ ናብ ደቡብ ሱዳን ዝተልኣኹ ኣባላት ሜጀር ...
Created on 23 May 2018
43. Eritrea: Sacttism ኣብ ጸላም ዝጸልመቱ ከዋኽብቲ… ~~ እድሪስ መሓመድ ዓሊን ብጾቱን
(Video)
... ስነ-ጥበባዊ እድሪስ መሓመድ ዓሊ ዝርከቦም 18 ዜጋታት ብሜጀር ካሕሳይ በየነ (ሓላፊ ኣካል መርመራን ምጽራይን ወኪል ሃገራዊ ድሕነት) ዝምርሑ ኣባላት ክፍሊ ዓፈናን ስጉምትን፡ ከካብ ዝጸንሕዎ ብጸላም እንዳኣረዩ፡ ኣብ ካርሸሊ ዳጊኖምዎም፡፡ ገለ ካብቶም እሱራት ኣቐዲሞም ንኣዋርሕ ኣብ መትከል ኣብዮት ተቐይዶም ዝጸንሑ ኔሮም፡፡ ...
Created on 16 May 2018
44. Eritrea: Sacttism - ሉኡላዊነት ሃገር ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘውረደ፡ ደረት ኣልቦ ጉጅለ (ዲፕሎማሲያዊ ኣምራት 1ይ ክፋል)
(Video)
... ኣብ ዲፕሎማሲ’ውን ምዕያይ ንሃገር ዘርብሕ ፖሊሲታት ዘይኮነስ፡ ናይ ፖሊሲ ማርሻ ብምቕያር፡ ኣብ ሃደን ዜጋታትን፡ ምግጋይ ማሕበረ-ሰብ ዓለምን ጥራይ ከም ዝተጸመደ እርዳእ፡፡ ብውጽኢቱ ከኣ ህግደፍ፡ ዳርጋ ኣብ ኩሎም ኢምባሲታትን ቆንስሊያታትን ዝምደቡ ኣባላት፡ ስሩዕ ዕማማት ሓዲጎም፡ ኣብ ውዳቤታት ክጥርነፉ፡ ብስም ሕድሪ፡ ...
Created on 14 May 2018
45. Eritrea: Sacttism - hluw kunetat biet ma'serti maisrwa (ህልው ኩነታት ቤት ማእሰርቲ ማይስርዋ
(Video)
... ከይነጥፋ ዘይተፈቐደለን ኣካላት መንግስቲ እየን። ኣካላት ፖሊስን ፍትሕን፡ ብሰብኣዊ ዓቕሚ ሰብ፡ ብጠለባትን ቀረባትን ብምድኻም ኣብ ዕንክሊል ክጥሕላን ትርጉም ኣልቦ ትካላት ንክኾናን ተገይረን እየን። ካልእ ይትረፍ፡ ኣብተን ዝርካበን ኣብያተ ፍርዲ ዝምደቡ ኣባላት፡ ቐለልቲ ገበናት፡ መርሚሮም ፍርዲ ንምሃብ ክሳብ ሕጂ ...
Created on 08 May 2018
46. Eritrea: Part 2 - Sacttism - 'lul general... sQayn motn ~~ 2ይ ክፋል (ዕሉል ጀነራል… ስቓይን ሞትን
(Video)
... “ራኣይዎም ዞም ሓለፍትኹም፡ ንስኹም ጾምኩም እንዳሓደርኩም፡ ዝሃጀምኩምዎ ንዋት ኣብ ውልቀ ረብሓ፡ መስተን ዕጥራንን የውዕሉዎ ኣለው” ብምባል ኣብ ቅድሚ’ቲ ተጋዳላይ ንኣሽካዕላል ዝኾነኖ ኣዛዚ ኔሩ፡፡ ካብ ተዘክሮታት “ሰለስተ ሓለፋታት”፡ ንብዙሓት ተጋደልቲ፡ ብፍላይ ከኣ ንኣባላት እንዳ 70 እቲ ዘይሃሰስ ፍጻመ፡ ኣጠፋፍኣ ...
Created on 24 April 2018
47. Eritrea: Sacttism - hluw kunetat biet ma'serti Alla ~~ (ህልው ኩነታት ቤት ማእሰርቲ ዓላ
(Video)
... ቅዩዳት ብማህረምቲ ዝተሰነየ ኣህላኺ ኣተኣላልያ ካብ ዘካይዱ ኣባላት ሓደ፡ ሓላፊ ቤት ማእሰርቲ ዓላ ኮይኑ ተመዚዙ ዘሎ፡ ምሕረትኣብ ወዲ ውጩ ‘ዩ፡፡ በዚ ኣጋጣሚ ናይዚ መጋበርያ ፍሊጶስ ዝኾነ ኣባል ምቁጽጻር ስነ-ስርዓት ቁጽሪ ቴሌፎን 07201952 ከምዝኾነት ክገልጸልኩም እፈቱ፡፡ ኣብ ውሽጢ ዓላ ካብ ዝርከቡ እሱራት፡ ...
Created on 22 April 2018
48. Eritrea: Sacttism - almamawi na'serti ab l'li amenti 'slmna ~~ ኣልማማዊ ማእሰርቲ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ እስ
(Video)
... ኣገባባት ንምቁጽጻርን፡ ኣታዊታተን ንምብሓትን፡ ስርዓት ኢሳይያስ፡ “ኩለን ቤት ትምህርታት ኣብ ትሕቲ ሚ/ሪ ትምህርቲ ክጥርነፋ ኣለወን” ዝብል መምርሒ ኣውሪዱ እዩ፡፡ ነዚ ዘይፍትሓዊ ውሳነ ብምቅዋም፡ ኣንጻር ስርዓት ኢሳይያስ እቶም ፊት ንፊት ዝመከቱ ዜጋታት ነበርቲ ከባቢ ኣኽሪያን ኣባላት ኮሚተ ቤት ትምህርቲ ዳያእ ኣልኢስላሚያ ...
Created on 20 April 2018
49. Eritrea: Sacttism - gf'tatn ngdawi mHawratn flipos ab mbraQ afriq
(Video)
... ምስ ኢትዮጵያን ዝጸንሐ ሕሱም ተግባራቱ ዚያዳ ቀጺልዎ እዩ፡፡ መርኣያ ጭካንኡን ሕሱም ተግባራቱን ድማ፡ ኣብ ቀጽሪ ቤት ማእሰርታት ዓዲ ኣቤቶ፡ ማይስርዋ፡ ማይሑጻ፡ ዓላ፡ ሰረጀቓን ዓዲ ንፋስን ዝፍጸም ኢሰብኣዊ በደላት እዩ፡፡ እቶም ቀንዲ ጨካናት ኣፈጸምቱ ድማ፡ ኣብ ዝሓለፈ ክፋላት ዝጠቐስኩዎም መርመርትን ኣባላት ኮሚተ ...
Created on 18 April 2018
50. Eritrea: Amanuel Sium - sawa Antay 'afreyet? salsay kfal፡ ሳዋ እንታይ ኣፍረየት? ሳልሳይ ክፋል፡ ኣማኑኤል ስዩ
(Video)
... ኢዩ ተባሂሉ ኣብ እስሩቤት ከምዘሕልፈን ዝግበረሉ እዋናት ዉን ኣሎ’ኮ።ክዛወር ተሸቅሪሩ ኣብ ገዝኡ ኮፍ እንተበለ ውን ካብ ሃንደበታዊ ስክፍታ ግፋን ወረ ግፋን ኣየምልጥን'ዩ። ስለምንታይ ግን ከምዚ ይኸውን? ስለምንታይ ኢዮም ኣባላት ጉዱድ ዕስክርና እዚ ኩሉ ኣደራዕ እናሕለፉ ብሓባር ሆጭ ኢሎም ዘይእድሙ? እቲ ኣሲሩ ሒዝዎም ...
Created on 16 April 2018
  • Start
  • Prev
  • 1
  • 2
  • Next
  • End

Copyright © 2025 [AIM] Asmarino Independent Media. All Rights Reserved.