ሃገር ኣብ 21 ዓመት ካብ ትሕቲ ባዶ ናብ ባዶ ከምዝበረኸት ብኣንደበት ኢሳያይስ ክግለጽ ምስማዕ ንገዛእ ርእሱ ታሪኻዊ ኣጋጣሚ ኮይኑ፥ ቦቕቢቑልና ወይ ከኣ...
“ናይ ዕደና ኩባንያታት ኣብ ኤርትራ ክሰርሓ እንተዀይነን፡ ስራሓተን ኣብ ናይ ኣስገዳድ ጕልበት ስራሕ ዝተመርኰሰ ንኸይከውን ብንጹር ክፈልጣ ኣለወን። ነዚ...
ሒቕታ ዘይብሉ ጎሮሮ
ጽምኢ ዘይብሉ መሮሮ
ጎንጺ ዘይብሉ ቃልሲ
ሞት ትጸልኦ ነብሲ
ኩሉ ሰናይ ትምኒት”ዩ
ጸሓይ በሪቑ ናጽነት ኣትዩ ክዕለለላ
እንከይ ቀጸለት ቅድሚት ኣቢላ
ንድሕሪት ከይዳ ታሕቲ’ንቆልቍላ
ኣብ ርሑቕ ገጠር ኣብ ምዕራብ ዘላ
ንኣዶብሓ ትጽበያ’ላ!!
ሕጅውን ደቂ ሰባት ስለዝኾና አብዚ ናይ ዓዋተ አርእስቲ ዝተፈላለየ ርእይቶታት ክህልወና ባህርያዊ እዩ፡፡ አቲ አገድሲ ግና ቅዋም ናይ ባይቶ ብዛዕባ እዚ...
"When Nevsun began building its Bisha mine in Eritrea in 2008, it failed to conduct human...