እዚ ገባር ቅያ ኤርትራዊ ህዝቢ
ክስታናይ ኣስላማይ ሓደ ልቢ
ንመግዛእቲ ባዕዲ ዝበሎ’ምቢ
ናይ ሰውርኡ ምስጢራት ዓቃቢ
ስርሑ ዝፍጽም በዋፍራ ንህቢ
ኣብ...
1) First the incident itself. Reportedly, as those in contact with the army in Eritrea tell it,...
ኣብቲ መጀመርታ እዋናት ህዝቢ ዓለም ነዚ ብሓልዮት ‘ተጣበቕቲ መሰል ደሞክራስን ፍትሕን‘ ዝተበገሰ ዝመስል ሓድሽ ፍልስፍና ከምዘለዎ ብክፉት ኣእምሮን...
Eritrean refugees imprisoned in Israel are being coerced into signing "voluntary" departure forms...
ምስ’ቲ ሕጽረት ግዜን ምስ ቁሪ የካቲትን 500 ዝግመት ህዝቢ ተረኺቡ። ዝበዝሔ ቁጽርን ወኒ ቓልስን ዘርኣየ መንኣሰይና ከም ዝነበረ ብኣድናቖት ንገልጾ።...
ፕሮፈሶር ቁሩብ ዶ ተሃዊኽካ
ከይ ኣስተማቐርናዮ እቲ ልውሃትካ
ከይ ኣኳማስዕናዮ ልቦናኻ ኮነ እቲ ፍቕርካ
ኣሎና ግዜ እንበልናዶ ምሉቕ በልካ።