ኣብኣ ነቒጹ ሓዲሩከም ቋንጣ ተንጠልጢሉነቲ ዘጽደፎ ገደል ዘሕኵርግዲ ገዛእ ኣእጋሩ እውን ሲኢኑ

በዓል-እዋን ዝጸየቖንወራሲ ኽጨንቆተኺሉ ዘጽደቖ!ንሓዋሩ!ለባም ክብርቁቖዓቕሚ ከይጽንቀቖንዘትየሉ ነርቅቆከምዓቕምና ነስንቆከይሰኣን መዋድቖ።
Show more post