ከምቲ ንሰብ ዘይናቱ ኣይትሃቦ ናቱ ድማ ኣይትኽላኣዮ ዝብል ፍትሓዊ ምስላ ቀዳሞት፡ እተን ኣብ 2006 መሰረት ሃገር ዓዲ ዝብል ኣርእስቲ ዘለወን ካብ ቀዳማይ...
ብዛዕባ’ዚ ሃገርን ህዝብን ዝህውጽ ዘሎ ማዕበል እንዳ ዝናን-ባህታን ምዝራብን ምጽሓፍን ካብ ዝጅምር፣ ጻዕረይ ነቲ ኣነ ዝፈልጦ፣ መሲሉ ብዝተራእየኒ መንገዲ...
ክቡራት ኣንበብቲ፣ እዚ ፈሊምናዮ ዘለና ኣርእስቲ ንዓና ንኤርትራውያን ንጉዳይ ሓድነትና ዝምልከት ምዃኑ እንዳኣገንዘብና መበገሲና ኩልና ንጥምረትና እእጃምና...
አብ ዝሓለፈ ሰሙን ነቲ ምስ ኢሰያስ አፍወርቂ ዝገበርኩሞ ቃለ ምልልስ ምኽንያት ብምግባር ንኽልተ ዝተፈላለየ አረአእያ ዘለዎም ውልቀሰባት አቕሪብኩም...
ነቲ ደላይ ፍትሕን ደላይ ሓቅን ዝኾነ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብፍላይ ድማ ንደለይቲ ፍትሕን ደለይቲ ሓቅን መናእሰይ ሓድሽ ወለዶ ከዘኻኽሮም ከዘኻኽረን ዝደሊ፡...
ግን ሓደ መልክፅና ዝመልክዑ ቋንቋና ዝቋንቑኡ፡ ከምቲ ዓይኒ ጤል ናብ ጤጠም ዓይኒ ነብሪኸ ናብ ጤል ዝብልዎ ንሕና ንናጽነት ምስ ጸላኢ እናተዋጋእና፡ ንሱ...