ንሕና ኤርትራውያን ኣብቲ ብረታዊ ቃልሲ ንጅምረሉ ዝነበርና ዓመት፣ ከም ወዝቢ ሓደ ነቢዪ “ናጽነትኩም ንምርካብ 65 ሽሕ ሰባት ክትከፍሉ ኢኹም”...
ካብ’ዚ ቀጺልና እምብኣር ምስጓግ ኮሚሽነር ዳኒኤል ተወልደ ካብ ኮሚሽን ብኮምሽን ዝተፈጸመ ሕጋውነት ስለዘይብሉ ከነፍልጥ ንደሊ። ከመይሲ ኮምሽነር ዳኒኤል...
ካብቲ ንምሁራት ምህሮኦም ፡ ንሱልጡናት ስልጣኔኦም ፡ ንምእመናን ሓቀኛ እምነቶም ዘንጸባርቕ ቀንዲ ጉዳያት ብጌጋኻ ምእማንን ምእራምን`ዩ። እቲ ዝለዓለ...
ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ቅዋም ኣሚሙ ኣሎ፡ ነዚ ከኣ ተጋባእቲ ተኻቲዖም ከጽድቕዎ ኢዮም። ብድሕሪኡ ዝስዕብ ሕቶ ድማ ምጥርናፍ ናይተን ውድባት ኢዩ። እዚ...
ኣነ ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ክጽሕፍ ዘገደደኒ ምኽንያት፡ እታ፡ „ንድፊ መሰጋገሪ ቅዋም ሃገር ኤርትራ“፡ እትብል፡ ብሽማግለ ፖለቲካዊ ጉዳያት፡ ኣካል ኤርትራዊ...
እዚ ናይ ሓባር ጸላኢ ሓቢርካ ምጥፋእ ዝብል ስነሓሳብ፣ አብ’ቲ እዋን ካልአይ ውግእ ዓለም፣ ሓሊፉ ድማ አብ ዘበነ ዝሑል ኩናት ቦታ ነይርዎ እዩ፡፡ ብኡኡ...