ኩልና ከም ንርድኦ እቲ ኩሉ ኤርትራዊ ብጽሑፍ ይኹን ብምዝራብ ኣብ ዘዘለዎ ኮይኑ ሓሳብ ዝልግስ ዘሎ፡ ነቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ልክዑ ዝሓለፈ ሽግር ህዝብን...
ልክዕ እዩ፣ ብፖለቲካዊ አረአእያና፣ አዚና ተፈላሊና ጥራሕ ዘይኮነ አብዘይንራኸበሉ ጫፋት በጺሕና አሎና፡፡ እቲ አዚዩ ዘሕዝን ግን፣ እቲ ሰብአዊ ርህራሀና፣...
ክቡራት ተኸታተልቲ መፍተል ሓበረታ፣ ኣብ ዝሓለፈ እዋናት ዝተኻየደ ኣኸባታት ኣሳያይማኡ ኮታ ኣጸዋውዓኡ ብዘየገድስ እወንታውን ኣሉታውን ውጽኢታት ኣለዎ...
ዓመቱ ኣብ መጀመርታ 1987 ዓ.ም.ፈ. ኮይኑ፡ ካርቱም ምስ ኣተኹ ድሕሪ ክልተ ወርሒ ኢና ምስ ፍሳሃ ተራኺብና። ይኹን እምበር ምስ ፍሳሃ ደቂ ጎዶቦ ኢና።...
ድንቂ ተባሂሉ ዝተነግረሉ ዘመናዊ ዝርፍያ ገንዘብን ሃብትን ናይ ማፍያ ጊዚኡ ኣብቒዑ ሓሊፍ ነበረያ ነበረ ኮይኑ። ኣብ እግሩ ዝተተክእ ምስግጋር ዕጸ ፋርስ...
ሎሚ አብቲ ዓቢ ኤርትራዊ ታሪኻዊ ሐላፍነት ክንሽከመሉ ዝጥለብ ዘሎ ዘመን ስለዘለና፡ ህዝቢ ባዕሉ ሐላፍነቱ ወሲዱ ፍትሐዊ ዲሞክራስያዊ መሰላቱ ንምውሐስ፡...