እሱ ድማ ኣብ,ዚ ቐረባ ጊዜ ደይ ወግዓውያን ስለ ዝኮኑ ብደይ ወግዓዊ አዋጅ አውጺኦም ኩሉ ትሕቲ ዕድመ ዘበለ ኤርትራዊ ዜጋ ሞቫይል ማለት ተንቀሳቓሲት ተሌፎን ከይሕዝ ወይ ከይጥቀም አውጆም አሎዉ ብናይ ኤርትራ አቖጻጽራ ዕድመ ድማ ትሕቲ ዕድመ ዝባሃል ኣብ ኤርትራ ኩሉ ትሕቲ 53 ዝዕድሚኡ ኤርትራዊ ዜጋ እዩ ትሕቲ ዕድመ ማለቶም አብ ኤርትራ ።
ስለዚ ዝኾነ ኤርትራዊ ዜጋ አብ መገዲ እንዳከደ ኮነ አብ ጎደና ዶው ኢሉ ተንቀሳቓሲት ተሌፎን ማለት ሞቫኢል ሒዙ ክዛረብ ዝተረክበ ይብል እቲ አዋጅ እታ ንዝኮነ ኤርትራዊ ዜጋ ብፍላይ ንአብ ውሽጢ ሃገር ዝቕመጥ ህዝብና ሕልኑኡ ተዕርብ ብጣሽ መንቐሳቐሲ ወረቐት ይሕተት,ሞ ካብ ደገ ማለት ካብ ወጻኢ ሃገር ዝመጸ ዜጋ ወይ ውን ተጋዳላይ እንተደይ ኮዩኑ'ሞ አባል ሃገራዊ አገልጉሎት ወይ ወን ዝኾብለለ እንተክዩኑ ነገር ተወዲኡ ማለት'ዩ ።

አባል ሃገራዊ አገልጉሎት እንተኾዩኑ ተለፎኑ ትውሰድ ( ትህገር ) ማለት'ዩ፡ ኣባል ሃገኣዊ አገልጉሎት ክንሱ ዝኾብለለ እንትኮዩኑ ግን ክሊቲኦም ባዕሉን ምስ ተለፎኑን ንብረት መንግስቲ ይኮኑ ( ይህገሩ ) ይውሰዱ ።

ስለዚ ዓቕለ ጽበታዊ ሃተፍተፍ ህ.ግ.ደ.ፋዊያን ጥርዚ ዝደየበሉ ግዜ ተበጺሑ ስለ ዘሎን ግብአተ መርየቶም ናይ ህ.ግ.ደ.ፍ ንሪኤሉ ጊዜ ዝተቓረበ ስለ ዝመስልን  ነዛ ተሪፋ ዘላ ኒኢሽቶ ትንፋሶምን ወይ ዕምርምን ህ.ግ.ደ.ፍ መደምደምታን ንሐድሽ ሐርነታዊ ሐርነታዊ ንፋስ ህዝቢ ኤርትራ ዘተንፍሰላ ንምጅማር ኩላትና ህዝቢ ኤርትራ በቢ ዓቅምናን በቢ ክእለትናን ኤእጃምና ነበርክት ኢደይ ኢድካ ንበል ሞ 50 ለሚን ን 1 ሸክሙ ን 50 ሰብ ግን - - - - ዝብል ምስላ አቦታት ንዘክር ።

ዓወት ን ውጹዓት ፍርዲ ን ዲክታተራውያን

 


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...