መሰልን ክብርን ዜጋ ክኽበር ኣለዎ ኢሉ ንዝኣምን  ኤርትራዊ ኹሉ፡  ኣብዚ  ሰላማዊ  ሰልፊ እዚ ንኽሳተፍ ብዘይ ጾታን ዕድመን ፍልልይ ነዚ ታሪኻዊ መጸዋዕታ ሰሚዑ ኣብ ሳን ፍራንሲስኮ ንዕለት 18/4/2011  ክንርከብ  ብኣኽብሮት ይጽዋዕ።እዚ ስላማዊ ሰልፊ እዚ፡ ነቲ  ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ድምጹ ከይስማዕ ተዓቢሱ ዘሎ ጭኩን ህዝብና ኣብ  ጎድኑ  ከምዘሎና  ዝገልጽ እዩ።  ኩላትና ኤርትራውያን  ብጥርኑፍ ኣጋባብ፡ በዛ ተጠቂሳ ዘላ ዕለት ኣብ ሳን ፍራንሲስኮ ተራኺብና ኣፍ ዝተዓብሰ ህዝብና ድምጹ ከነስምዕ ብኽብሪ ንጽውዕ።  ክቡራት ዜጋታት፡ መለለይ ዜግነትና ሓልዮት ህዝብናን ሃገርናን ኢዩ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ሎሚ  ነቲ ብኣፉ ተዓቢሱ ዘሎ ህዝብና፡ ክንዘርየሉን ድምጹ ከነስምዓሉን ብኽብሪ ንጽውዕ።
ብድሓን ምጽኡ፡ ብድሓን ምጽኣ ሰላማዊ ሰልፊ ንብገሰሉ ቦታ ፓወል ስትሪት አንድ ማርከት
ዝጅመረሉ ስዓት 11፡00 ናይ ንጉሆ  መዓልቲ ሰኑይ    ዕለት 18/4/2011
ንዝያዳ ሓበሬታ ነዛ ቑጽሪ ተሌፎን እዚኣ ተወከሱ (415) 724-5718
A peacful demonstration is called for in the city of San Francisco on behalf of the oppressed people in Eritrea. The objective of the demonstration is to denounce and condemn the rampant  human rights  abuse of citizens by the dictatorship in our country. All citizens are invited to participate.
Date: Monday 18.04.11  Time: at 11;00 a.m.  Place: Powel and Market  For more information call (415) 724-5718
     ካብ ኣዳላዊት ሽማግለ ንሰላማዊ ሰልፊ
     ብድሓን ምጽኡ ብድሓን ምጽኣ
     ኣብ ቦታ መራከቢ ፓወል ስትሪት አንድ ማርኬት
 
 


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...