ኣቶ ኣሉታ ሓሶት ካብ ረገጸት ባይታ ደምጺ ካብ ዓረገት: ብዘይ እልልታ ዳስ ካብ ተተኽለ: ብኣውሎ ኣሉታ ኣሉታ በቃ ነጊሳ: ውሒጥዋ ግዲ ነብሳ ምስ ደቀሰት: እብ ገዛእ ትርኣሳ ኣሉ ኣሉ: ወላ እንተበሉ መን ኢሉ? እንታይከ ተባሂሉ? ዘርኢ ዕግርግር: ካን ሓዊ ክተኽሉ ኣቶ ኣሉታ: በጃኹም ኣለና በሉ ካብዚ ሓሊፍኩም: ይፍተሓላ ከይትብሉ ገብሪኤል ጓንጉል 27 ሰነ 2012 Previous Next