እንታይ ትብሎ እንታይ ትብሎ: ንዝረሰዐ ፈልሱ እንትርፊ ትዕቢት ተወጢሑ: ክጋልብ ነብሱ ሱር ዘርኡ: ካብ ዓዲ ፍረ ግብሩ: ኣብ ባዕዲ ግዲ ሕማም ኣጥርዩ: ምላሽ ከናዲ ኣትማን ኣብ የእጋሩ: እቲ በትሪ ኣብ ኢዱ ሰኣን ወስ: እዚ ወደሓንካ ከማን ዊሒዱ ገብሪኤል ጓንጉል 8 ታሕሳስ 2011 Previous Next