Monday, Dec 2025
  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Login
    • Forgot your password ?
    • Forgot your username ?
[AIM] Asmarino Independent Media [AIM] Asmarino Independent Media
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos

Sidebar

  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos
Trending News

Prof. Mirjam van Reisen: a Tulip in a field of weeds

Bisrat Fissehatsion: “My Sister’s Dreams are Still Alive”

The Story of Cesarino and his Big Dreams for Eritrea

Amal Saleh: A Journalist Who Left Everything Behind and Headed Into Exile

PM Abiy Ahmed of Ethiopia: The Deceitful Peace Prize Winner

Ethiopia's PM Abiy admits Eritrean forces are in Tigray

Eritrean Troops in Tigrai: Shame on you!

Eritrea: ኣንታ፡ እዛ ኤርትራ ዝብልዋ

Ethiopian Army jails BBC reporter in Mekele

ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም - ዕለተ መስዋእቲ፡ ለካቲት 19 2021

Total: 50 results found.

Search for:
Search Only:

Page 1 of 2

21. Eritrea: ኣለውና/ኣለዋና Alewuna/Alewana Professor Ermias Kebreab
(Alewuna (ኣለውና))
...  ነጊራቶ ዶኾን  መሬት  ብዕሸሉ      ሕጂ ከኣ ማሪያም ትወስኸሉ      እቶም መላእኽቲ የጽልሉሉ ሳዕሪ በሊዓ ተፋኑ ሰልዲ ካይፈልሰፈስ ኣይዓርፍን ግዲ ሓንቲ ሕጉስቲ ካብ መሓዙቱ  ክቡራት ተኻታተልትና፥ ካልእኦት ንሕብረተሰብ ብኣውንታ ክጸልዉ ይኽእል'ዩ እትብልዎም ውልቀሰባት እንተለዉ ምስ ሙሉእ ...
Created on 29 May 2018
22. Eritrea: Sacttism ኣብ ጸላም ዝጸልመቱ ከዋኽብቲ… ~~ እድሪስ መሓመድ ዓሊን ብጾቱን
(Video)
... ዘይተፈለጠ ሱዳናዊን ‘ዮም፡፡ ክቡራት ተኸታተልቲ! ንምዝኽኻር ዝኣክል፡ በዓል እድሪስ ኣብ ዝተኣሰርሉ እዋናት ማለት፡ ኣብ 2006 ወርሒ 7 ሓደ ካብ ወጻእ ዝኣተወ ኤርትራዊ ሰኺሩ፡ ኣብ ሞንጎ ካልኣይ መደብርን ካርሸልን ዝርከብ መንደቕ ብመኪና ሃሪሙ ኣፍሪስዎ ኔሩ፡፡ ኣብቲ ግዜ፡ ንገለ መዓልታት እቲ መንደቕ ብዚንጎ ...
Created on 16 May 2018
23. Eritrea: Sacttism - ሉኡላዊነት ሃገር ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘውረደ፡ ደረት ኣልቦ ጉጅለ (ዲፕሎማሲያዊ ኣምራት 1ይ ክፋል)
(Video)
...  ክቡራት ተኸታተልቲ!  ድሕሪ’ዛ ሓጻር መእተዊት፡ ቀጺለ ካብ ሎሚ ጀሚረ ብተኸታታሊ፡ ብዝተፈላለዩ ጭብጥታት ዝተሰነየ፡ ኣብ ዲፕሎማሲያዊ ጽምዶ “ግዝያዊ ምንግስቲ ኤርትራ”፡ ዘተኮሩ ጽሑፋት ከቕርበልኩም፡፡ ኣብ ናይ ቀዳማይ ክፋል፡ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ትኹረት ብምግባር፡ ኣብ ዝሓለፉ 25 ዓመታት፡ ጉጅለ ኢሳይያስ ዝተኸተሎም ...
Created on 14 May 2018
24. Eritrea: Sacttism - ተስፋ ሚሊዮናት ዝመጸዉ ቢሊዮነራት (ሰነዳት ዕደና ወርቂ ዛራ) 2ይ ክፋል
(Video)
... ዝተኻየደ ኣብ ዛራ’ውን ሓያሎ ህግደፋዊ ሽጣራታት ይቕጽሉ ኣለው፡፡ ዕደና ወርቂ ዛራ ካብ ዝጅመረሉ ዕለት ጀሚሩ፡ ብኸውሊ ዝተፈጸሙ ሽርሒታት ዝስዕቡ ክገልጸልኩም፡፡ Sacttism - ህግደፋዊ ናይ ጥፍኣት ስነ-ሓሳብ ተስፋ ሚሊዮናት ዝመጸዉ ቢሊዮነራት  (ቁጠባዊ ኣምራት) ክቡራት ተኸታተልቲ! 1ይ ክፋል ከም መቐጸልታ ...
Created on 11 May 2018
25. Eritrea: Sacttism - ተስፋ ሚሊዮናት ዝመጸዉ ቢሊዮነራት
(Video)
ህልው ኩነታት ቤት ማእሰርቲ ማይስርዋ ት) Sacttism - ህግደፋዊ ናይ ጥፍኣት ስነ-ሓሳብ ተስፋ ሚሊዮናት ዝመጸዉ ቢሊዮነራት  (ቁጠባዊ ኣምራት) ክቡራት ተኸታተልቲ! 1ይ ክፋል ከም መቐጸልታ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ክፍንወልኩም ዝሓሰብኩዎም ጽሑፋት፡ ካብ ሎሚ ጀሚረ ድማ፡ ንቑጠባ ሃገርን መዓላ ጸጋታትናን ...
Created on 09 May 2018
26. Eritrea: Sacttism - hluw kunetat biet ma'serti maisrwa (ህልው ኩነታት ቤት ማእሰርቲ ማይስርዋ
(Video)
... የማነይቲ እግሩ መሽሚሻ፡ ዓጽሙ ዝተቐልቀለን፡ የማናይ ኡዱ ዝሰንከለን እሱር እዩ። ንበይኑ ኣብ “እንዳ 24” ኣብ ትርከብ ሓንቲ ሸላ ኣሎ። ኣብ ጥቓ እሱር ኢትዮጵያዊ ሄኖክ ንዋይ ኣብ ምዕራባዊ እዚ ስታፍ ስለያ ዝነበረ ሜጀር ተኸስተ ዘውደ (ወዲ ዘውደ) ውን ኣብ ሓንቲ ሸላ ኣሎ። ክቡራት ተኸታተልቲ!   ደሃይ እሱራት ...
Created on 08 May 2018
27. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis - Abey Alo HawKa? Abey ala HabtKa? abey ala AdieKa? abelo aboKa?
(Video)
... ክቡራት ኣሓተይ፡ ኣሕዋተይ ደቀይ፡ ደቂ ደቀይ፡ ከምይ ኢልክን ቀኒኽን፡ ከመይ ኢልኩም ቂኒኹም?  ኣነ እግዚኣቢሄር ይመስገን ድሓን ኣሎኹ። እምባኣር ሎሚ ማዓልቲ ኣብይ ኣሎ ሓውኻ? ኣብይ ኣላ ሓብትኻ? ኣበይ ኣላ ኣዴኻ?  ኣበይ ኣሎ ኣቦኻ?   ዝብል ኣርእስቲ ሒዘ እንሆ ቀሪበ ኣሎኹ። ብ 2014 ዓ.ም. ጳጳሳት ናይ ካቶሊካዊት ...
Created on 03 May 2018
28. Eritrea: Part 2 - Sacttism - 'lul general... sQayn motn ~~ 2ይ ክፋል (ዕሉል ጀነራል… ስቓይን ሞትን
(Video)
... ንኣብነት “መንግስቲ” ኣብ ጾሎት ብዶዞራት ኣባይቲ ከፍርስ እንከሎ፡ ናቱ ጤሳን ናይ ሓዉ ገዛን ዝተንከፎ ሰብ የለን፡፡ ንሓደ ኩሉ ሻዕ ንግፍዕታት ፍሊጶስ ዝቃወም ያኢቆብ ካሕሳይ ወልደየውሃንስ ዝተብሃለ ወዲ ሓውቡኡ ግን ፍርቂ ገዝኡ ኣፍርስሉ እዩ፡፡ ኣብ ጸሎት ብሰራዊት ዝሕሎ G+1 ገዛ ሃኒጹ እዩ፡፡ ክቡራት ተኸታተልቲ!! ...
Created on 24 April 2018
29. Eritrea: Sacttism - hluw kunetat biet ma'serti Alla ~~ (ህልው ኩነታት ቤት ማእሰርቲ ዓላ
(Video)
... ዝነጥፉ እዮም፡፡ መብዛሕትኦም እሱራት ሰኣን ጽሬት፡ ተጻቓቒጥካ ምንባርን ስእነት ምንቅስቓስን፡ ግዳያት ሕማማት ሓኻኺን፡ ፈንገስን ሩጥባን ኮይኖም ‘ዮም፡፡ ክቡራት ተኸታተልቲ! ኣብዚ ቅንያት ብዛዕባ ብፍሊጶስ ዝእዘዛ ኩለን ቤት ማእሰርታትን ህልው ኩነታት እቶም እሱራትን ዝምለከት ዝርዝራዊ ሓበሬታ ብጭብጥታት ኣሰኒየ ...
Created on 22 April 2018
30. Eritrea: Sacttism - almamawi na'serti ab l'li amenti 'slmna ~~ ኣልማማዊ ማእሰርቲ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ እስ
(Video)
... ኣባል ሚ/ሪ ዜና (ኤርትራ ኣልሓዲሳ) እዮም፡፡  እዞምን ካልኦትን ኣብ ላዕላይ ማይስርዋ ብኣባላት ኮሚተ ምጽራይ ዓዲ ኣቤቶ ተሓይሮም ዝርከቡ እዮም፡፡ ክቡራት ተኸታተልቲ! ኣብዚ ዘለናዮ ተኣፋፊ እዋን፡ ንጹሃት ዜጋታትና ዝተፈላለየ ሰሌዳ እንዳተጠቀዓሎም፡ ብዘይፍርዳዊ መስርሕ፡ ፈቐዶ ኣብያተ ቤት ማእሰርታት ብኣልማማ ...
Created on 20 April 2018
31. Eritrea: Sacttism - gf'tatn ngdawi mHawratn flipos ab mbraQ afriq
(Video)
... ክሳብ ሕጂ ኣብ ፍሉይ ቤት ፍርዲ ኮይኑ ይርከብ፡፡ ብሰንኪ ትእዛዛት ኣባጓይላ “ፈሪሕኹም ሃዲምኩም” ተባሂሎም ብበዓል ፍሊጶስ ስጉምቲ ዝተወስድዎም ከብቅዕ ንወለዶም ድማ “ብስም ስዋኣት” ናይ ዝተረድኡ መንእሰያትን ተጋደልትን ሓበሬታ ንካልእ እዋን ሓዲገ፡ ንሎሚ ናብቲ ቀንዲ ጉዳይ ክሰግር፡፡ ክቡራት ተኸታተልቲ! ድሕሪ ...
Created on 18 April 2018
32. Eritrea: Sacttism - hgdefawi nay Tf'at sne-Hasab bhalefta zQezfa …Hgi-'albo tkalat fliP
(Video)
... ስድራ እሱራት ልዕሊ 50 ሺሕ ናቕፋ ዝተቐበሉ መርመርቲ ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ንኣሽካዕላል ተኣሲሮም ወጺኦም ‘ዮም፡፡ ከም በዓል ቢንያም (ፐርሰነል)፡ መሓሪ፡ ሳንዲያጎን ሙሴን ካብ ስድራ እሱራት ገንዘብ “ተቐቢልኩም” ተባሂሎም ተኣሲሮም ካብ ዝተፈትሑ እዮም፡፡ ክቡራት ተኸታተልቲ!  ሕጂ’ውን “ኣብ ሃገርና ከምዚ ዓይነት ...
Created on 05 April 2018
33. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis - “qalsi tejemiru'mber aytezazemen
(Video)
... 30, 2018   ተጀሚሩ እምብር ኣይተዛዘመን ክቡር ህዝቤ ኤርትራ፡ ክቡራት ኣሓተይ፡ኣሕዋተይ፡ ደቀይ፡ ደቂ ደቂ ደቀይ፡ ከምይ ኢልክን ቀኒኽን፡ ከመይ ኢልኩም ቀኒኹም፡  ኣነ ኣምላኽ ይመስገን ድሓን ኣሎኹ። እምበኣር ሎሚ ቃልሲ ተጅሚሩ፡ እምበር ኣይተዛዘመን ዝብል ኣርእስቲ ሒዘ ቀሪበ’ሎኹ። ኩላትና ከም ንፈልጦ ...
Created on 03 April 2018
34. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis - “betri Heqs tqeTn Amber 'aytsbern” ~ “በትሪ ሐቅስ ትቀጥን እምበር ኣይትስበርን
(Video)
... መንግስቲ ሩውንዳ ተሰማሚዓ ንርዋንዳ ክትሰዶም ወሲና። እስራኤል ሓንቲ ካብተን ነቲ ናይ 1951 ናይ ስደታኛታት ውዕል መጀመርታ ዝፈረመት ሃገር’ያ። ከምኡ ስለ ዝኾነ ድማ እዩ ሽፋን ትፈጥር ዘላ። ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ክቡራት ፡ ኣሓተይ፡ ኣሕዋተይ፡ ደቀይ፡ ደቂ ደቀይ፡ ከመይ ኢልኩም ቀኒኹም፡ ከምይ ኢልክን ቂኒኽን፡  ...
Created on 18 February 2018
35. Eritrea New Year Message by Abeba Tesfaghiorgis Part 2 ~~ ካልኣይ ክፋል መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ብኣበባ ተስፋገዮርጊስ
(Video)
... ክቡራት ኣሕዋተይ፡ ኣሓተይ፡ ደቀይ፡ ደቂ ደቀይ፡     ከመይ ኢልኩም ቀኒኹም፡ ከምይ ኢልክን ቂኒኻን፡ ኣውደ ዓመታት ከመይ ይሒልፍ ኣሎ? ኣነ እግዚኣብሄር ይመስገን ጽቡቅ ኣሎኹ። እምበኣር ሎሚ ክልተ፡ ኣገድስቲ ነጥቢ ዘለዋ መልእኽቲ ሒዘ ቀሪበ ኣሎኹ። ቅድሚኡ ግን ንሓንቲ ካብተን ኣብ ናይ ዝሐለፈት  መጨረሽታ መልእኽተይ ...
Created on 18 January 2018
36. Eritrea: New Year Message by Abeba Tesfaghiorgis ~~ መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ብኣበባ ተስፋገዮርጊስ
(Video)
... መልእኽቲ   ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ክቡራት ኣሕዋተይ፡ ኣሓተይ፡ ደቀይ፡ ደቂ ደቀይ፡                                  ከመይ ኢልኩም ቀኒኹም፡ ከምይ ኢልክን ቂኒኻን፡ ኣውደ ኣመታት ከምይ ሓሊፉ? ኣነ እግዚኣቢሄር ይመስገን ጽቡቅ ኣሎኹ። እምበኣር ናይ ሎሚ ኣርእስተይ 2017 ዓመት ምሕረት ንሃገርናን ...
Created on 06 January 2018
37. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis - mengedi dHan jemiru Part 2 | መንገዲ ድሓን ጀሚሩ ካልኣይ ክፋል
(Video)
... ዘለው ዓዶም ክኣትዉ፡ ማይ ርብኦም ክስተዩ። መንገዲ ድሓን ጀሚሩ ካልኣይ ክፋል ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ክቡራት ኣሕዋተይ፡ ኣሓተይ፡ ደቀይ ደቂ ደቀይ፡ ክመይ ኢልኩም ቀኒኹም፡ ከምይ ኢልካን ቀኒኽን፡  ኣነ ኣምላኽ ይመስጋን ድሓን ኣሎኹ። እታ ብጥቅምቲ 31, 2017 ዓ.ም. ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣል ድያእ ኣል-እስላምያ ...
Created on 17 December 2017
38. Open Letter to Chura Band - ቅሉዕ መልእኽቲ ንጩራ ባንድ
(Video)
... ንስኺ እንተተማሃርኪ መኽሳቡ ንደቅና’ዩ” ዝብል። ጓል ኣንስተይቲ  ተማሂራ፡ ኣብ ኩሉ ጽፍሒ ናይ ስራሓትን ክትካፈልን ኣብ መሪሕነት ክትርከብን እዩ ዝግባኣ።  ኣተን  ክቡራት ፍቁራት ኣዋልድ ደቀይ፡ ኣባላት ጩራ ባንድ ከም ኣብ ኩሉ ቁጽርኽን ኣዝዩ ዉሕድ’ዩ። እስቲ እትበዝሓሉ መንገዲ ሃስስ በላ። ኣቱም ሰብኡት፡  እዚ ...
Created on 23 November 2017
39. ሓበረታ ካብ ኣስመራ - 10-31-2017
(Video)
 ኣብ ዓቢ መስጊድ ኣስመራ ድሕሪ ምትእኽኻቦም ብማእከል ከተማ ኣስመራ ማለት ንጎደና ሓርነት ሰንጢቖም ኣብ ፊት ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ሰልፊ ክገብሩ ድሕሪ ምንቃሎም፣ ሰራዊት ህግደፍ ኣብ ከባቢ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣድብዮም ብምጽናሕ ኣብ ልዕሊቶም ተመሃሮ ቶኽሲ ድሕሪ ምኽፋቶም እቲ ሰልፊ ክብተን እኳ እንተኸኣለ፣ ተመሃሮ ...
Created on 31 October 2017
40. “ድሕሪ ነጻነት ኤርትራ ከም ሲንጋፖር ክትከውን.....”
(Video)
... ከምይ ዓዲ ዘየግብርን፡ ኣብ ዘለኻ ኣሊኻ ውጺኡቱ ሰናይ ዘይህብን ስለ ዝኾነ። ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ክቡራት ኣሕዋተይ፡ ኣሓተይ፡ ደቀይ፡ ደቂ ደቅይ፡ ስቅይ ነዊሑ ሰላም ሪሒቃትና፡ ሰላም ንጸምኣ ኣለና። እንተኾነ መን ከም ዘሎ ኣብ ስልጣን ብዘይኣገድስ፡ ሓደን ጾሙ ክሓድር መኾርመይ ክስእን፡ ሓደን ከኣ ገዛውቲ ምስ መኪናታት ...
Created on 18 October 2017
41. ሳልሳይ መልእኽቲ፡ ሕልናና ንመርምር ነቲ ዝተሰርቅናዮ ሃገራዊ ሰላማ ንምለስ
(ቪድዮ)
... ዓዲ እግዚኣቢሄራ ከይዳ። ዝተፈፈት ድማ ብዘይ ማዓልታ ኣሪጋን ሓሚማን፡  ተኾርምያን ካብ ዘለው ንታሕቲ ካብ ዝሞቱ ንላዕሊ ኮይና ምድራዊ ህይወታ ተሕልፎ ኣላ።  ክቡራት ሰማዕቲ እዚ ዝብሎ ዘለኹ ዋላ ትፈልጦ ከለኻ ክትሰምዖ ኣይትደልን ኢኻ ግን ንምሕዛንን ሞራል ንምትንካፍን ዘይኮነስክ ከምቲ ደርሆ መሬት ጻሕቲራ ኩሉ እንትናኣ ...
Created on 02 July 2017
42. ኣበባ ተስፋግዮርጊስ - ካልኣይ መልእኽቲ፡ ብዛዕባ መዓልቲ ኣደታት
(Video)
... ልዕሊ መንእሰያትና ካብኡ ንናብኡ ድማ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ብሓለፋ ድማ ኣብ ልዕሊ ኣዋልድ -  እተን ተማሂረን ኣካለ መጠን በጺሔን ተመርዕየን ወሊደን ሃገር ክመርሓ ዝክእላን ናይ ጽባሕ መራሕቲ ዝኮኑ ዘዕብያን -  መግለጺ ዝስኣኖ  ዓለም ዝኣመነትሉ  ኢ-ሰብኣዊ ተግባራት ይፍጽሙ ኣለው። ክቡራት ሰማዕቲ፡  ከምዚ ይኹን ...
Created on 31 May 2017
43. 1ይ ክፋል: ካብ ሽሕ ኣምሓራ ሓደ ኣበራ!
(ርእይቶ)
     ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን’ሲ ብእመት ድዩ ብመጽዓን ዝዕቀን ኣብ ዝብል፡ ኲናትን: ኣነዶ ንስኻ ንመልኽን፡ ዝዓብለሎ መስርሕ ኣተኣላልያ መጻኢ-ዕድል ናይ ኤርትራውነት፡ ገለገለ ክቡራትን ዓበይትን ናይ ታሪኽ ኣቦታት፡ ብዛዕባ ናይ ትማሊ ውዕሎኦም ካብ ምምስካር ሱቕታ ዝመርጹሉ ኩነታት ምሰ’ጋጠሞ፡ ናይ ኤርትራ ...
Created on 30 January 2017
44. “ዕዉት ምኣዲ ዘተ ምስ ኣሳለጥቲ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ!
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
... ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ -  ክብርትን ክቡራትን - ወ/ሮ ተኽኣ ዮውሃንስን፣ ፕሮፈሶር ኣርኣያ ደበሳይን፣ ኣቶ ተወልደ ስእላይን ኢዮም  ነይሮም። ኣጋይሽና ካብቲ ናይ መደብ ጊዜ ቅልጥፍ ኢሎም ስለ ዝመዙ ምስ ዝጸንሑ ተሳተፍቲ ናይ ምልላይን ዕላልን ዕድል  ብምርካቡ፡ ነት መደብ ዘተ ፍዅስ ዝበለ ...
Created on 19 July 2016
45. ታሕሳስ 22፡ 2005 ቅሉዕ መደብ ሕቶን መልስን ምስ ፕረዚደንት ህግደፍ ነበር ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ሳልሳይ ክፋል
(ዋዛ)
... ክትቀውም ርእይቶ ምሃብኩ። (4) ነቲ ሚኒስትሪ ድማ፡ ዜናን ባህልን ስፖርትን ዘጠቓልል ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ" ወይ ነብሱ ዝኸኣለ፡ ሓደ ካብ ንኡሳን ጨናፍር መንግስቲ ክኸውን ርእይቶ መቕረብኩ።     ሽማግለ ምጽራይ ገበናት ህግደፍ፡ክቡራት ተዓዘብቲ፡ እቲ ዝተባህለ፡ ብማዕረ ሰሚዕናዮ ኣለና። መራኸቢ ብዙሓን ኣብ ...
Created on 07 July 2016
46. ዕድመ ንኹሉ ኤርትራዊ ቦስቶንን ከባብን፡ ሮድ ኣይላንድን!
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
... movements) ህያው ዝኾነሉ መንገዲ ምሳና ንምዝታይን ንምርድዳእን ይመጹ ከም ዘለዉ ብትሕትና ነበስር። ክቡራትን ክብርትን ኣጋይሽና፡-  ፕሮፈሶር ኣርኣያ ደበሳይ ወ/ሮ ተኽኣ ዮውሃንስ ኣቶ ተወልደ ስእለ ቦታ፡- ኣዳራሽ ኤ.ኣ.ሲ.ማ.፡ 590 Shawmut Ave., Roxbury, MA ዕለት፡- ቀዳም፡ ...
Created on 07 July 2016
47. ታሕሳስ 20፡ 2005 ቅሉዕ መደብ ሕቶን መልስን ምስ ፕረዚደንት ህግደፍ ነበር ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ካልኣይ ክፋል
(ዋዛ)
...  ወልደኣብ ይሳቕ፡ ሽማግለ ምጽራይ ገበናት ህግደፍ፡ ሕራይ። መልስካ ተመዝጊቡ ኣሎ። ዶክተር ወልደኣብ ይሳቕ፡ ቅድሚ ሕጂ ብዛዕባዚ ጉዳይ ክንሓተካ ከለና ዝሃብካዮ መልሲ ብምዝካር፡ ብሞት ናይቶም ተመሃሮ ዝሕተት መን ኢዩ ትብል? ወልደኣብ ይሳቕ፡- ክቡራት ሽማግለን፡ ዓበይቲ ዓድን! ክቡራት ሊቃውንቲ! ክቡርት ...
Created on 06 July 2016
48. ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን / نداء عاجل لجميع الارتريين في جميع أنحاء العالم
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
... ሕልሚ`ውን የብልናን። ዕላማና ካብ ምስላጥን ምቛምን ሕጋዊ ቅቡልነትን መዝነትን ዘለዎ ኣህጉራዊ መሪሕነት ኤርትራ ዝሓልፍ ኣይኮነን። ህጹጽ  ጻውዒት  ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ክቡራት ኣብ ውጻኢ ሃገራት ትነብሩ  ኤርትራውያን ሃገርና ኤርትራ ጽባሕ መዓልቲ መበል 25 ዓመት ናጽነታ ከተብዕል ...
Created on 24 May 2016
49. 8 መጋቢት፡ሕላገት መዓልቲ ኹለንተናዊ ነጥበ-መቐይሮ ደቂ-ኣንስቲዮ ትኹን! ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል
(ርእይቶ)
... ኣብ ዘይብሉ ዓዲ ወይ ሃገር ኣይኮነን ቅዋም ኣለወን ዝበሃላ ሃገራት ዝግበረ ሸፈጥን ጥሕሰት ደሞክራስን ፍትሕን መዓልታዊ ተርእዮ ኮይኑ ከምዘሎ ምስጢር ኣደባባይ እዩ። ክቡራት ኣንበብቲ፡ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ቀዳማይ ኽፋል ናይዚ ጽሑፍ ቐሪቡ ነይሩ እዩ።እንሆ ሕጂ ኸኣ ካል’ኣይን ናይ መወዳእታን ኽፋሉ ናብ ኣንበብቲ ቐሪቡ ...
Created on 27 March 2016
50. 8 መጋቢት፡ሕላገት መዓልቲ ኹለንተናዊ ነጥበ-መቐይሮ ደቂ-ኣንስቲዮ ትኹን!
(ርእይቶ)
ክቡራት ኣንበብቲ መርበብ ሓበሬታ ኣስመሪኖ፡እዛ ኣብ ላዕሊ ኣብ ድርብ-ጥቕሲ ኣትያ ዘላ ጽሕፍቲ ሎሚ ዕለት 7/3/2016 ኣብ ማሕበራዊ መርበብ ሓበሬታ ምስ ኣንበብክዋ ብዙሕ ሓሳባት ከውርድ ከደይብ ተቐሲበ’የ።ብሓቒ 20% ካብ ሰራሕተኛታት ዕደና ምብጽሐን ዘኩርዕ ኩርናዕ ክህልዎ ይከ’ኣል እዩ።እዚ ከኣ ብሞያን ትምሕርትን ...
Created on 08 March 2016
  • Start
  • Prev
  • 1
  • 2
  • Next
  • End

Copyright © 2025 [AIM] Asmarino Independent Media. All Rights Reserved.