Tuesday, Dec 2025
ትግርኛ
TOP 10
Login
Username
Password
Remember Me
Forgot your password ?
Forgot your username ?
[AIM] Asmarino Independent Media
Home
EXPLORE ASMARINO
Top 10
Article
News
News Analysis
Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
Report
Interviews
Eyewitness Account
Writers Corner
Press Releases
Editorial
AI Commentary
ኣዝማሪኖ ትግርኛ
ጽሑፋት/ርእይቶ
ዋዛ
ዜና
ድሃይ ካብ ኤርትራ
ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
ጋዜጣዊ መግለጺ
ሰነዳት
ቆፎ ሰነዳት
መርድእ
Videos
Search ...
bar
bar
bar
Sidebar
×
ትግርኛ
TOP 10
Home
EXPLORE ASMARINO
Top 10
Article
News
News Analysis
Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
Report
Interviews
Eyewitness Account
Writers Corner
Press Releases
Editorial
AI Commentary
ኣዝማሪኖ ትግርኛ
ጽሑፋት/ርእይቶ
ዋዛ
ዜና
ድሃይ ካብ ኤርትራ
ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
ጋዜጣዊ መግለጺ
ሰነዳት
ቆፎ ሰነዳት
መርድእ
Videos
Trending News
Prof. Mirjam van Reisen: a Tulip in a field of weeds
Bisrat Fissehatsion: “My Sister’s Dreams are Still Alive”
The Story of Cesarino and his Big Dreams for Eritrea
Amal Saleh: A Journalist Who Left Everything Behind and Headed Into Exile
PM Abiy Ahmed of Ethiopia: The Deceitful Peace Prize Winner
Ethiopia's PM Abiy admits Eritrean forces are in Tigray
Eritrean Troops in Tigrai: Shame on you!
Eritrea: ኣንታ፡ እዛ ኤርትራ ዝብልዋ
Ethiopian Army jails BBC reporter in Mekele
ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም - ዕለተ መስዋእቲ፡ ለካቲት 19 2021
Total:
50
results found.
Search for:
All words
Any words
Exact Phrase
Ordering:
Newest First
Oldest First
Most Popular
Alphabetical
Category
Search Only:
Categories
Contacts
Articles
News Feeds
Tags
Display #
5
10
15
20
25
30
50
100
All
Page 2 of 2
31.
Eritrea: kidan Tbeb zelewo mShet ኪዳን ጥበብ ዘለዎ ምሽት
(Video)
ስነጥበብ ንዘመናት ዝነብር ታሪኽ እዩ፡ ስለ ዝኾነ እዩ ከኣ ኩሉ ስነጥበባዊ፡ ስርሓቱ ክስንዶ ብዙሕ ጻዕሪ ዘካይድ። ህዝቢ ዓለም ከኣ ነቲ ስነጥበባዊ ዝሰነዶ ሰሚዑ ወይ ርእዩ ብዙሕ ታሪኽ ይቐስም፡ ታሪኽ ወለዶታትን ባህልታትን ከአ ብኡ ይሰጋገር። በዚ ኣገባብ እዚ ተጸልዩ ከኣ ብዙሕ ስነጥበበኛ ይፈሪ ከም ዝነበረ ኩልና ...
Created on 09 December 2017
32.
Eritrea: Mesel wHudat (መሰል ውሑዳት ) Salmon Yekalo - Atina subaie (ኣቲና ሱባኤ) Yonas Teame
(Video)
... „ሓፋሽ“ ስኢኑ ሕፍረቱ መጐልበቢ ይብተን ኣሎ ከም ትኪ ዝኣተዎ ንህቢ ትንፋሱ ስኢና መዕቆቢ ትልብለብ ኣላ ብሓዊ ናይ በደዊ በሉ መታን ክንጠልል መታን ክንረዊ ሕቖና ኣይንውህሃብ ንፍትሒ ነእዊ እቲ ቍስልና‘ድማ ኣምሳዪኡ ክሓዊ ሕቶ ኣለኒ ን
ሓድሽ
ንገዲም ዘይልዓል ብኸበሮ ዲምዲም ዘይትንባህ እንዳበልካ ...
Created on 25 October 2017
33.
ውጽኢት ምይይጥ ደለይቲ ፍትሒ ሳንድየጎን፣ ኣምባሳደር ዓንደብርሃንን
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
... ዝካየድ ቃልሲ
ሓድሽ
ኣቀራርባን፣ መንፈስን፣ ከም ዘድልዮ ዝተረድአ ማሕበርና፣ ክንዕወት ክንተኣማመን እውን ከምዘድየና ንፈልጥ። ክንተኣማመን ከኣ ብተግብር ብሓደ ምስራሕን ምስምማዕን ከምዘድየና ንቕበል። ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ንሰማምዕ ከምቲ ናይ እንግሊዝኛ “ለት’ስ ኣግሪ” (Let’s agree) ማለት ኣይኮነን። እንታይደኣ ...
Created on 18 October 2017
34.
ዕላላተይ ምስ ስዉእ መልኣከ ተኽለ።
(ርእይቶ)
... ሽማግለ መደበሩ ገይሩ ምስ ሰራዊት ዝነብር ኣይነበረን። ስለዚ እቲ ዝበዝሐ ሰራዊትና ኣብ ትሕቲ ሓላፍነት ስዉእ መልኣከ ነይሩ ማለት’ዩ። ዝተረፉ ኣባላት መሪሕነት ኣብ ሱዳን ኮይኖም ኩነታት ኮሮኮን ይከታተሉ ነይሮም። ካብ ዘንስሓብናሉ እዋን ጀሚሩ ሰራዊት ብካድራት ተመሪሑ ጉባኤ ጌርና
ሓድሽ
መሪሕነት ክንመርጽ ኣሎና ዝብል ...
Created on 16 October 2016
35.
ህግደፍ ፡ ዳግማይ ገንዘብ ህዝቢ ይዘምት
(ዜና)
... ክንደይ ገንዘብ ካብ ባንክታት ኣውጺኦም ዝምልከት ምፍርራህን፡ ጸቅጥን ዝተሓወሶ ሰፊሕ ምቁጽጻር ይካየድ ኣሎ። ሕጂ'ውን ተወሳኺ ዝምታ ኣብ ልዕሊ ገንዘብ ህዝቢ ንምክያድ፡ ባንክታት
ሓድሽ
ምልክታ ኣውጺአን ኣለዋ። ብመሰረት እዚ ምልክታ፡ "ኣብ ልዕል'ቲ ብዓማዊል ናብ ሓድሽ ባጤራ ናቅፋ ክቅየር ናብ ባንክ ኤርትራ ዝተስተለመ ...
Created on 01 September 2016
36.
መለኽትን ናይ ጭካኔ ደረጃታቶምን መላኺ ኢሳያስ ምስ መላኺ ሙሰቬኒ እንክወዳደር
(Video)
... ካብተን ዝደኸያ ዝበሃላ ሃገራት ሓንቲ እያ። ጽርግያታታ ጸበብቲ ዳርጋ ኩሎም ከም ኣብ ኤርትራ ብግዜ ጣልያን ዝተሰርሑ ኣቡኡ'ውን ብግዜ እንግሊዝ ዝተሰርሑ እንተዘይኮይኑ ብዙሕ
ሓድሽ
ስራሕ የብሉን። መላኺ ኢሳያስ ካብ በረኻ ንዓዲ እትው ምስ በለ ካብ ዝተዛረቦ፣ ኤርትራ ኣብ ዝሓጸረ ናብ ሲንጋፖር ክንቅይራ ኢና ዝብል ...
Created on 18 July 2016
37.
ታሕሳስ 22፡ 2005 ቅሉዕ መደብ ሕቶን መልስን ምስ ፕረዚደንት ህግደፍ ነበር ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ሳልሳይ ክፋል
(ዋዛ)
... ዝህቦ መልስን ክትሰምዑ ኢኹም። እቶም ሕቶታት፡ ብዛዕባ ድምጺ ሓፋሽ፡ ቲቪኤረ፡ ሓዳስ ኤርትራን ሕድርን ዝብሃላ፡ ዝውረ ገዲፈን ዘይተገብረ እናፈጠራ፡ ንዓመታት ህዝቢ ዘደናገራ መኹባ-ቲ ሓሶት ህግደፍ፡ ዝምልከቱ ኢዮም። ኣብ መወዳእታ ድማ፡ እዚ ሽማግለ፡
ሓድሽ
ዓመት 2006፡ ምስ ሓድሽ መንፈስን መብጽዓን መታን ክንፍልሞ፡ ...
Created on 07 July 2016
38.
ታሕሳስ 20፡ 2005 ቅሉዕ መደብ ሕቶን መልስን ምስ ፕረዚደንት ህግደፍ ነበር ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ካልኣይ ክፋል
(ዋዛ)
... 1996 ሪፖርት ግን፡ እዚ
ሓድሽ
ፋብሪካ'ዚ፡ ንስኻ ብእትፈልጦም ዝተፈላለዩ ንጹራት ምኽንያታት ክሰርሕ ከም ዘይከኣለ ኢዩ ዝጠቅስ። ከንበብልካ፣ (1)እዚ ፋብሪካ እዚ ሓጺን ምምካኽ ክጅምር እንተኾይኑ፡ ምልእቲ ኣስመራ ኣጸልሚትካ፡ ሓይሊ መብራህቲበለዛ ዘፍርዮ ጸዓት ብምሉኡ፡ ሓጺን ንምምካኽ ከም ዝውዕል ክግበር ኣለ ...
Created on 06 July 2016
39.
ኣገዳሲ መግለጺ ውህደት ደሞክራሲያዊት ኤርትራ ኣብ ኢጣልያ
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
... ምስግጋር ስደተኛታት ንምግታእ ኣብ ሸርም-ሸኽ ኣኼባ ኣካይዶም። ዕላማ መራሕቲ ኤርትራ
ሓድሽ
ተበግሶ ንወስድ ኣሎና ኢልካ ንዓለም ምድንጋርን ካብ ገበናዊ ተሓታትነት ንምህዳምን ተባሂሉ ዝተሰርሐ ድራማ ኢዩ። ኮር ደገምጠል ኢዩ ነገሩ። ጠንቂ ዘይሕጋዊ ስደት እኮ ንሰባት ብዘይ ፍትሒ ንዓመታት ኣብ ክንተይነርን ጎዳጉድን ክበልዩ፡ ...
Created on 10 June 2016
40.
ምጽራይ ሕ.ሃ. ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ኣብ ኤርትራ ረኺቡ
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት፡ ብዝሰፍሐን ሜላውን መልክዕ ኣብ ናይ ኤርትራ መዳጎኒ ማእከላት፡ ወተሃደራዊ መሰልጠኒ ማእከላት ከምኡ ውን ኣብ ካልኦት ቦታታት እታ ሃገር ኣብ ውሽጢ ዝሓለፋ 25 ዓመታት ተፈጺሞም፡ ብመሰረት ረቡዕ ዝተዘርግሐ
ሓድሽ
ጸብጻብ ናይ ሕ.ሃ. ኮምሽን ምጽራይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ። ገበናት ባርነት፡ ...
Created on 09 June 2016
41.
ምድሃኽን፥ ኣውያትን ፥ ሓዘንን ንህዝቢ ኤርትራ ዝግብኦ ኣይኮነን
(ርእይቶ)
... ስደት ዝመረሽት እዉን ምስ ክብረ ንጽህናይ ኢየ ዘለኹ እናበለት ካብዚ ግዳይ ነጻ ክትኸዉን ዕድላ ኣይጸበቐን ተዓሚጻ። ሰበይቲ ኣብ ቅድሚ ስብኣያ ፥ ዉሉዳ ብሽፍቱ ተደፊራ። ክንደይ እሞ ኢና ክብል። ክፍኡን ሕማቕን ዘይፈልጥ ህጻን ምስ ወላዲቶ ተገሪፎ። እሞ ክእ ድኣ ኩሉ ኤርትራዊ እየ ዝበለ ዜጋ እዚ
ሓድሽ
ተርእዩ ኣይኮነን ...
Created on 07 June 2016
42.
‘መደረ ፕረዝደንት ሃገረ-ኤርትራ፡ ብኣጋጣሚ ጽንብል 25 ዓመት ብሩራዊ እዮበልዩ’
(ዋዛ)
... ህዝብን ሰራዊትን ግንባርን ክዕመሙ ዝጸንሑ፡ ኣብ መስርሕ ዘለውን ልምዓታዊ መደባት ብዝሓየለ ናህሪ ተደሪዖም ክቕጽሉ ምኻኖም ድማ ከዘኻኽር እፈቱ። ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ጎድኒ ጎድኒ ልምዓታዊ ግስጋሴና፡ ንዝበረኽ ዝላ ኣቲናዮ ዘለና
ሓድሽ
ዓውለማዊ መድረኽ ዝምጥን፡ ሕሉፍ ኣከያይዳና ብምግምጋም፡ ሱር-ነቐል ጽገናዊ ...
Created on 21 May 2016
43.
Human Rights Violation Continues in Eritrea
(Article)
... is signatory to the ILO Convention No.29 : Forced Labor Convention, 1930 2 http://awate.com/eritrea-the-network-of-prisons-2/ 3 https://www.erimedrek.com/2016/04/ላዕለዎት-ሓለፍቲ-ዝቕየዱሉ-
ሓድሽ
-ቤት-ማእ/ 4 Feb ...
Created on 17 May 2016
44.
25 ዓመት ድሕሪ ሃንቀውታዊ ‘ሐርነት’ ኤርትራ።
(ርእይቶ)
... ብሪቕሪቕ ተሰንዩ ንፈታዊ ከይተረፈ ብዘስደምም ኩነታት ክሰላሰል ምዃኑ ዘየጠራጥር ኢዩ። ካብ ፍርቂ ዘመን ንላዕሊ ዝወሰደ ናይ ኤርትራ ቃልሲ ምስ እንትንትን እዚ ዓቢ ምድላው ዝግበረሉ ዘሎ ምስሎይ ‘በዓል’
ሓድሽ
ተርእዮ ኣይኮነን። እቲ ካብ ኩሉ ዘገርም ነገር ህዝቢ ብጥምየት መዕንጣኡ ተፋሒሱ መዓልታዊ ናብራኡ ብሜላ ንምምራሕ ...
Created on 06 May 2016
45.
“ናቕፋ፡ ጉድ ገይራትና…!”
(ርእይቶ)
... ወይ ባንኺ ባዕሎም ክእትዉ ብምእዛዙ እቲ
ሓድሽ
መምርሒ ንገለ ካብ ገጽ ኣካራይ ብምርሓቆም ባህታ ዝፈጠሮም ከምዝለዉ፣እቶም ኣብዝሓ ከኣ ዘይለመድዎን ዘይተቀበልዎን ኣሰራርሓ ብምዃኑ፡ከንጸርጽሩ ይውዕሉ ምህላዎም፡ዕለታዊ ምንጽርጻር ፈጢሩ ዘሎ ጉዳይ’ዩ። እሞ፡ “ናቕፋ፡ጉድ ገይራትና…!” ዘይኮነሲ፡ህግደፍ ጉድ ገይሩና ምባል ...
Created on 18 April 2016
46.
ሎሚ ንሕተት
(Video)
... ህዝቢ ብኸምኡ ኣገባብ ከታልሎ እንተጀሚሩ ግን እቲ መራሒ ነቲ ህዝቢ ክሳዕ ክንደይ ንዒቕዎ ከምዘሎ ከምዘሎ ዘርኢ እዩ። ንኣብነት'ሲ መላኺ ኢሳያስ ቅድሚ ሒደት ዓመታት
ሓድሽ
ቅዋም ኣብ ዝሓጸረ እዋን ተነዲፉ ከምዝወጽእ ገሊጹ ነይሩ፣ ህዝቢ ኸኣ ኣብ"ቲ እዋን ብዙሕ እኳ እንተተዛረበ ድሕሪ ግዜ ግን ረሲዕዎ ትም ክብል'ዩ ...
Created on 14 April 2016
47.
ክራርን ከረርቲ፡ኣብ ምድረ-ሓበሻ
(ርእይቶ)
... እየን። ኣብዝሓ ምስ ሓዳርን ካልእ ባዕላዊ ምኽኒያትን ጸቕትን ዝገደፎ እየን።ን’ኣብነት ከራሪት ትዕበ፡ ንነዊሕ እዋን ክራር ምጽዋት ገዲፋቶ ብምጽናሕ፡ ኣብ ሓደ እንዳ ፈታዊ ኣብ ዝነበረ ዉራይ፡ ኣብ
ሓድሽ
ዓዲ፡ ሰብ ስጋብ ዝጽለል ክራር ተጻዊታ ምንባራ ሰብ ዉራይ ይዝኽሩዋ እዮም።እዚ ኣብ 1998 ወርሒ ግንቦት ኣብ ዝነበረ ...
Created on 03 April 2016
48.
ኣባላት “ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ” ሰሜን ኣሜሪካ ነዚ ብሓደ ሸነኽ ጥራይ ተጸዊዑ ዘሎ ጉባኤ ኣይክንሳተፎን ኢና !!!!
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
... ኩላትና ዘጽደቕናዮን ብኡ ንኽንምእዘዝ ዝተሰማማዕናሉን ሕጊ፣ እቲ ንኹላትና ዝጠምረና ፖለቲካዊ እምነትና ስለ ዝኾነ ሕጂውን ባይቶ ይኹን ከም ባይቶ ዝኣመሰለ ምጥራናፋት ኩሉ ግዜ ክቕጽሉ፡ ክሕደሱ ወይ ተፈንጢሖም ከም ብ
ሓድሽ
ክስርሑ ዝኽእሉ ምዃኖም እውን እምነትና እዩ። ባይቶ ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ምውጣጥ ኣትዩ ኣብ ...
Created on 01 April 2016
49.
ስንክሳራዊ መረጼን ታሪኽ!
(ርእይቶ)
... ኢሉ ኣስፊርዎ ኣሎ። ሓቢርና ክንርእዮ ኢና።እስከ ኣብ መጽሓፍ “መኸተ ኣንጻር ኢጣሊያዊ መግዛእቲ ኣብ ኤርትራ” ብዘምሕረት እተጽሓፈት ሰፊሩ ካብዘሎ ገለ ንር’ኣይ።ስጋብ ኣብ ጉዳይ ዘር’ኣይ ደርስ ዘስፈሮ ንርእዮ። “ታሪኽ ምርዳእ፡ምትርጓም ናይ ሓደ እዋን ዕማም ጥራሕ እይኮነን፣ንነፍሲ-ወኸፍ ወለዶ ከም ብ
ሓድሽ
ዝብድህ ...
Created on 01 April 2016
50.
8 መጋቢት፡ሕላገት መዓልቲ ኹለንተናዊ ነጥበ-መቐይሮ ደቂ-ኣንስቲዮ ትኹን! ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል
(ርእይቶ)
... ከኣ ከይደቀስካ ለይትን ቐትርን ክስርሓሉ ጻውዒት ዘየድልዮ ደወል ሕልና ኩሉ እዩ። ኣብ መሕበራዊ መራኸብቲ ብዙሓን ኮነ ማዕከናት ዜና መንግስቲ፡ “ዕስራ ምኢታዊት /20%/ ናይ ብሻ ሰራሕተኛታት ደቂ ኣንስትዮ እየን፡ ነቲ ኣብ ሃገርና
ሓድሽ
ዝኾነ ናይ ዕደና ስርሓት፡ ብከምዚ ዓይነት ብዝሒ ደቂ ኣንስትዮ ምስታፈን ዘኹርዕ ...
Created on 27 March 2016
Start
Prev
1
2
Next
End