2019 - ድምጺ ደሊና

 

ደሊና ወ ቲጥዑም ሓሳብ
ደሊና ወ ካብ ለባብም ዝርከብ።
ደሊና ወ ቲጥዑም ማዕዳ ደሊና ወ ሃቡና እንዶ ግዳ።

ደሊና ወ ቲጥዑም ውግዒ ደሊና ወ ጽላል መጸግዒ።

 

ክቕንጠጥ'ዩ እዚ ድነ: ክፍደ'ዩ እቲ ሕነ::

 

እቲ ሕነኸ: እንታይ'ዩ?

እቲ ሕነ:

ሰላም ኢዩ! 
ፍትሒ ኢዩ! 
ራዕዲ ዘይብሉ ህይወት ኢዩ!