ተዓገስ ኹኹናይ : ነቑ ኣርሓ ደርሆ በቲ ረጒድ ድምጺ : ሓባሪ ንግሆ ንስካ ኣይትስሕትን : ጸኒሕ ናይ ኣቦካ ሃየ ደጋግሞ : እቲ ጉሩም ድምጽካ
Show more post