ስምብራት ፈረንጂ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ኣብ ፖለቲካ ጥራይ ኣይነበረን። ካልእስ ይጽናሕ ደሓን ንቦታን ብልዕን ምሕዛእ’ውን ኣይገደፈን፡ ንምባል’የ...

ኣታ ቀልጥፉናንዶ ተለዓሉ! ኣድሕኑና ካብ ተዃሉ! ሰሚዕና ጅግንነት ወዲ ዓሊ ተግባሩ ፎርቶ ደይቡ ሓርነት ምብሳሩ ‘እሱራት ይፈትሑ! ቅዋም ይተግበር!’...
Show more post