ሓቂ መሲሉና ብዕልልታ ተቐቢልና ከም ጀጋኑ ሰቒልናዮም ኣብ ርእስና ብሳላኹም ወጊሓ መሬት እናበልና ሳዕሲዕና ጨፊርና ሓጎስና ገሊጽናመላእ ኤርትራ ብሓጎስ...

ጅግንነትካ ዓለም ዘንፈጥፈጠ ኣጻብዕካ ጥይት ዝሸምጠጠ ፈሪሁዶ ‘ብለካ ዘይፈለጠ ዘንጊዕካ’ምበር ብተመን ውሻጠ ጎበዝ ንቐል ናባኻ’ዩ ውራይ ኣብ ገዛእ ገዛኻስ...
Show more post