እዚኣ ኣምራጺት ሽማግለ፣ ብመሰረት ተሳተፍቲ ዝተሰማምዕሉ ኣገባብ፣ ነሓሰ 2 ድሕሪ ቀትሪ፣ ክልተ ደቂ ኣንስትዮ ዝርከብኦ፣ ካብ ሲቪል ምንቅስቓሳትን ፖለቲካዊ...

አብ’ዛ እዋን እዚኣ፡ ሕዝቢ ኤርትራ ከም ሕሱም ዚሀርፋን ዚጸምኣን ዘሎ ነገር ሥምረትኩም ከም ዝኾነ፡ ሕፃን እኳ ይርድኦ። እኳ ድአ፡ ካብ’ቲ ብመንግሥቲ...
Show more post