ክንዲ ዘስነቑ ክንዲ ዝኾኑ ዋልታ ሰኣን ኣላዝቦስ በረኻ ሰፊሮም ከም ሽፍታእዛ ናይ ድሕሪ ነጻነት ዕስክርና ንትሩቡሊ ሓሊፋታንሓዳር ንቓል-ኪዳን ዘሪጋታ...

ምትላል ልማድኩም - ትዕቢት’ዚ ኣመልኩምቀሪቡ መዓልቲ - ዝወጸሉ ጉድኩም ኩሉ ፈሊጥኩም - እንታይ ይሕሸኩምዕረፍቲ ግበርሉ - ሰይ ሰይ ኣብ ህዝብኹምልጓም...

"እዚ ካብ ናይ ርእይቶታት ኣዝማሪኖ ዝተረኽበ እዩ። Wednesday 08 April 2009, 20:14" ኣዝማሪኖ ስታፍኣነ ብዙሕ ናይ መደብኩም ተኻፋሊ ኮይነ...
Show more post