እዋይዛ ዕድል ክትሓስም ሪኻ ሰሚዕኻ ትም እዋኑ ምስ ሓለፈ ክትእርም ሎሚ ኣጽቂጥካ ክተዕረምሩም ግዜ ከለካ ንግዜ ክትጠልም።

ኣውያት’ሞ ተኣውዩ፡ እንተ’ቲ መርድእ ግን ኣይሰምዐን ህዝቢ ኤርትራ። ንቕብጸት ድማ ፍጭም ኮይኑ።“የለኹን ኣ ይጥዑምን ምቕናይ ድኣ ምቕናይ“ ትብል ዜማ...
Show more post