መን ኣምጽኦ ምሃንዚት ናይ መሰል ዘገርም’ዩ ኣደዶ ትብደል! ካብ ቀይሕ ደም ጸባ ትፍልፍሊ ናይ ውሉድኪ ከርሲ ትዕንግሊ ንስኺዶ ሕሰም ትቕበሊ?

ሎሚ ከምቲ ኩላህና ንፈልጦ፣ ኣብ ዘዘለናዮ ኩርናዕ ዓለም ንዓና ንኤርትራውያን ጥራይ ከይኮነስ ንዓለም ኣደንጺዩን ተኸሲቱ ዘሎ እቲ ሓቂ ባህርያት መራሕ...
Show more post