ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ እቲ ንሱ ዝመርሖም ውድባት ህወሓትን ኢህወደግን ኣብ መሰል ርእሰ ውሳኔ ህዝቢ ኤርትራ ነቕ ዘይብል ቅኑዕ ምርገጽ ክሕዙ ዝነበሮ...

ወየን ኣብራኽ ናይ ደደቢት ዝረሃጻ ሳሕል ሰንሒት ተኣሲረን’ምበኣር ኩርንኩሪት በዛ ዓለም መዳለዊት ተኹላ እንከሎስ ገንሸል’መውት።  
Show more post