እቲ ጉዳይ ኩሉ ጊዜ ንዛረበሉን ነባሪ ጸገምናን ስለ ዝኾነ ብይንኣስ ይፅበ ኩልና ንፈልጦ ኢዩ፡ ኢቲ ጠፊኡና ዘሎ ኣፈታትሕኡ ኢዩ፡ መገዲ ከይረኸብናሉ ድማ...
Israel is to begin construction soon on a vast detention facility in the Negev desert to house...
መንገዶም ዝሰሓቱን ንመንፈሳዊ ሓላፍነቶም ናብ ፖለቲካ ዝሸጡ ውሑዳት ኣባላት ቤትክህነት እውን ሓላፍነቶም ንህዝብን ንንጉስ ሰማይ ምግልጋል ሙዃኑ ዘንጊዖም...
መን ኣምጽኦ ምሃንዚት ናይ መሰል ዘገርም’ዩ ኣደዶ ትብደል! ካብ ቀይሕ ደም ጸባ ትፍልፍሊ ናይ ውሉድኪ ከርሲ ትዕንግሊ ንስኺዶ ሕሰም ትቕበሊ?
ሎሚ ከምቲ ኩላህና ንፈልጦ፣ ኣብ ዘዘለናዮ ኩርናዕ ዓለም ንዓና ንኤርትራውያን ጥራይ ከይኮነስ ንዓለም ኣደንጺዩን ተኸሲቱ ዘሎ እቲ ሓቂ ባህርያት መራሕ...
ባይቶ ተመስሪቱ ኩሉ ኣብ ትሕቲ ባይቶ ክምእዘዝን ባይቶ ኣድማዒ ክኸውንን ዝምተገብኤ እምበር ንባይቶ ንምድኻምን ንጥፈታቱ ንምድኻምን ተባሂሉ ብፈጻሚ ኣካል...