መብዛሕቲኤን መርበብ ሓበሬታ ደንበ ተቃውሞ ብጻዕሪ ውልቀ-ሰባት ዝተመስረታን ዘገልግላን፤ ብዝኾነ ሸነኽ ዘይምወላ ኮይነን፤ ኣካየድተን ከኣ ጉልበተሙን...

ምኽሪ ኢያ ንባእሲ ትቕልሳንፍቕሪ ኣብ ቦታኣ ትመልሳሕድገት ኢያ ደምሳሲት ኣበሳንሽግርና ውን ትድምስሳንሃገርና ኣብ ንቡር ትመልሳንሰላምና ካኣ ተውሕሳ

ስመር! ኣታ ስየ ጥዑም ሽሙኛው ጀሚሮም ከድዓት ከም ድሙ ስመር-ስመር ደይቦ ‘ቲ እምባ ባንዴራ ውጹዓት ተረከባ ስዉኣትካ ውሕጅ ደም ከፊሎም ኣይናትኩምን’ያ...

ሰብ እንተተረኽበ ረዳኢእዋን ገናኸሎ ነእዊኣቲ ቀባሪት ፍቕሪሓቂ እስኪ ንገሪ ንገሪናይ ተስፋ ባጠራ ወርቂ ክንኣሪብሓሶት ከይትዓርበና ምድሪ።

ብድሕነት ሃገር ዝዝምሩ -- ናይ ሓሶት ዋዜማንህዝቢ ከፋፋሊ ዝፈጥሩ--    ንተንኮል ቁዘማኣለዉ መንድዓት ህዝቢ --    ዘድልዮም ማሕጎማ
Show more post