ነጻ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ንሰላምን ዲሞክራስን ጨንፈር ጀርመን፡ ብዕሊ ካብ ዝምስረት ዘካየዶም ንጥፈታትን ዘጋጠምዎ ከበድቲ ዕንቅፋታትን ሕልኽልኻትን...

ብጅሆ ተታሒዞም ዝርከቡ ኤርትራውያን ነጻ ንምውጻእ ኣብዝግበር ፈተነ ናይ ገንዝብ ሓዋላ ዝግበረለን ከተማታት ኣብ ጀርመን፣ዓዲ እንግሊዝ ከምኡውን ኖርወይ...
Show more post