ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ንሃብቲ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኢሳያስን ኣቶ የማነ ገብራኣብ ከይንቀሳቀስ ከምዝኣገደቶ ድምጺ ኣመሪካ...

መብራት ክፍሎም፣ በዓል ቤታ ንኽጋደል ናብ ህ.ግ.ሓ.ኤ. ምስተጸንበረ፣ ክልተ ንኣሽቱ ቆልዑ ሒዛ ንዑዑ ተኸቲላ ወጺኣን፣ ኣብ ጅልሃንቲ ሱዳን፣ መደበር...

ንግሆ ወጺኡ - ምምላሱ ምሸትጠራኒፉ ቅሩብ - ዝተረኽበ መኽሰብዘይመለአ’ኳ ዓሰርተ - ኣላዪ ቤተሰብኣደራዕ ወሪድዎ - ከይጸገበ ንእስነትንብዓት ዝሓዘለ -...

ደጊምካ ሕሹኽሹኽ - ተሓጺብካ ኣብ ጭቃ መን ኣሎና ድዩ - ከዳዕ ዕሱብናይ ሑጓ ምስጢርና - ንግዳም ዘውጽእብኣና ንዓና - ናትና ዋኒናንዘቲ ብሓባር -...
Show more post