ዝናን ባህታን ናጽነትን ሱቕታን። ከም ርኢቶይ ሕጂ ዘድሊ ዘሎ ፈንጅን ናይ ዶባት ሓጹርን፣ ብዝሒ ናይ መፈተሺ ነቑጣታትን ዘይኮነ፣ ብኣንጻሩ ገፊሕ ጽርግያ፣ እታ ዝቐልጠፈት ባቡር፣ ቪዛን... Read more ...
ርክብ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽንን ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን (ሸነኽ ወልደየሱስ ዓማር) ስለምንታይ ሕጂ? ኣብ መወዳእታ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ኣብ ዉሽጢ እዚ ልዕል ኢሉ ዝተጠቕሰ ሃዋህዉ እንዳሃለወ ንማእዝኑ ሰንደልደል ከየበለ ምስቲ... Read more ...
እቶም “ወረርቲ፣ብሽበራ፣ ሽርሕን ስለላን ዝተኸሱ እንግሊዛውያን ኣባላት PVI” በየናይ ሕጊ ነጻ ተለቒቖም? ናይ ገዛእ ህዝቡን ሃገሩን ሕጊ ዝጠሓሰ ስርዓት ህ.ግ.ድ.ፍ፣ ብዛዕባ ሕግን ሕጋውነትን፣ ሃገርን ልዑላውነትን፣ ምሕረትን ሓጥያትን፣ ፍትሕን ሽርሕን፣ ዓቅልን... Read more ...
ህግደፍ፡ ገና ኣብ ጽውጽዋይ። እቲ ኩሉ ናይ “ቀተሉኒ” ስምዕታ፡ “ናይ ግደፉኒ ኣይትሓዙኒ” ዋዕዋዕታ ግን ቃንኡ ክቕይር ግዜ ኣይወሰደን። እቲ “መንግስቲ ሱዳን ክቕተሎ ፈቲኑ” ዝተባህለሉ... Read more ...
ጅማሬ ኤርትራዊ ስደትን ኣፍታትሑኡን ናይ እዛ ኣብዚ ከቕርባ ተዳልየ ዘሎኹ ወረቕት ትሕዝቶ ከምዚ ይመስል። ኣጀማምራ ስደት ኣብ ኤርትራ ካብ ግዜ ገድሊ ክሳብ ኣብዚ ዘሎናዮ እዋን ዝወሰኸ ኮይኑ፡... Read more ...
ኢሰያስ አፍወርቂ ናይ ዘመና ሑሉፍ ጠላም...... ቕልዕቲ ደብዳቤ ናብ ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ . . Part Iኤሪትራዊ ሰላምታይ ብምቅዳም ነተን ኣብዘን ዝቀረባ እዋን ምስ ሰልፊ ህዝቢ ኤሪትራን ምስ ድምጺ ኣመሪካን ዝገበርካዮ ናይ ረድዮ ቃል ምሕተታ... Read more ...