Asmarino Fundraising: Because There Is So Much More to Be Done!

ቃለ መሕትት ምስ ጠበቓ ናይ 3 ኤርትራዊያን ከሰስቲ ኣብ ልዕሊ ኩባኒያ ነብሰን

ሎሚ ኣብ ካናዳዊ ቢት ፍርዲ፡ ኩባኒያ ነብሱን ኣብ ቢሻ ዘካይዶ መስርሕ ዕደና ዝተተሓሓዘ ፡ በቲ ኩባኒያ በደል ወሪዱና ብዝብሉ ሰለስተ ኤርትራዊያንጉዳይ ክሲ ኣብ ናይ ካናዳ ቤት ፍርዲ ክግበር ዉሳነ ኣሕሊፉ ኣሎ፡ ብዛዕባቲ ዉሳነ ምስ ሓደ ካብ ጠበቓታት ናይ Canadian Center for International Justice ዝተገብረ ቃለ መሕትት እንሆ።

 
BLOG COMMENTS POWERED BY DISQUS