መጸዋዕታ ንተቀማጢ የቶቦርን ከባቢኣን
ንዕለት 4 መስከረም 2010፣ አብ ከተማ የቶቦሪ አቶ አማኒኢል ሳህለን አቶ ካልድ ዓብዱን፣ ብዛዕባ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ አብ ኢትዮጵያ ብምብጻሕን ናብ ዝተፈላለዩ መዓከር ስደተኛታት ኤርትራውያን ዑደት ብምግባር ዝተዓዘብዎን፣ ብዛዕባ ሃገራዊ ዋዕላ ከመይ ከምዝመስል፣ ሓፈሻዊ ስእሊ ክህቡና ስለዝኾኑ ኩሉ ኤርትራዊ ኣብቲ ተዳልዩ ዘሎ ቦታ ብምምጻእ፣ ነጻ ናይ ሓሳባት ምልውዋጥን ዘለኩም ሕቶታት ከተቅርቡ ኤርትራዊ ጥርናፈ ንፍትሕን ዲሞክራስን አብ የቶቦሪ ብኽብሪ ይዕድም::
ግዜ: ዕለተ ቀዳም 4 መስከረም 2010 ሰዓት 15:00 (4 september 2010)
ኣድራሻ: አብ Beväringsgatan ቁጽሪ 9
ብድሓን ምጹ
ኤርትራዊ ጥርናፈ ንፍትሕን ዲሞክራስን አብ ዮተቦርግ
ንኡስ ክፍሊ ንዲሞኽራሲ: ሰላምን ንማዕርነትን