ኣኼባ ዝግበረሉ ግዜን ዕለትን: ቀዳም ነሃሰ 6 ሰዓት 3 ድ.ቀ
Meeting Place, Date and Time:  Saturday, August 6, 2011 3 PM
ቦታ  Place  610 55th Street
     Oakland, CA 94609 

ዕላማ እዚ ኣኼባ’ዚ፡ ብዛዕባ እቲ ብኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝተነድፈ 4 ሰነዳት ክዛተ እዩ። ንሳቶም ከኣ፡

1) ንድፊ መሰጋገሪ ቅዋም ሃገረ ኤርትራ፡ 
2) ንድፊ ሕገ-ህንጻ መሰጋገሪ ሃገራዊ ባይቶ፡ 
3)ሃገራዊ ፖለቲካዊ ቻርተር ንመሰጋገሪ ሃገራዊ ባይቶ፡
4) ነቲ ካብ ዲክተቶርያዊ ስርዓት ናብ ዲሞክራሲ ዝግበር ጉዕዞ ዘገልግል መምርሒ ካርታ፡ እዮም።
ብዛዕባ እዞም ሰነዳት እዚኣቶም፡ ህዝቢ መግለጺ ክሰምዕ፡ ክሓትት ክካታዕ ርእይቶኡ ከቕርብ ይዕደም ኣሎ። እዞም ስነዳት እዚኣቶም ኣብ ወብሳይት ሃገራዊ ኮምሽን (encdc.com) ተለጢፎም ከም ዘለዉ ንዘኻኽር። ክረኽቦም ዘይከኣለ ከኣ ክስደደሉ ናብዚ ኢ-መይል እዚ  This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.  ወይ ከኣ (510) 291-4934 ክሓትት ይኽእል እዩ።


Purpose This meeting is setup to discuss the 4 documents prepared by the Eritrean National Commission for Democratic Change (ENCDC). The 4 documents are:

1. Draft of the Interim Constitution of the State of Eritrea
2. Draft of the Interim Structure of the Eritrean National Assembly
3. National Political Charter for Transitional National Council
4. Action-based Political Road – map for a Journey from Dictatorship to Democracy in Eritrea
The above documents will be presented and will be discussed. You are invited to discuss, to express your opinion and ask questions.  These documents are now available at the Eritrean National Commission for Democratic Change website (encdc.com). If you would like the documents sent to you please send email to This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it. or call (510) 291-4934 This meeting to elect our representatives who will represent us at the Eritrean National Congress to be held in October 2011. Those Eritreans who fulfilled your obligations to the ENCDC Bay Area  Sub-Committee are invited to be present to elect and be  elected. 

ሽማግለ ንጉባኤ በይ ኤርያ


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...