ንዕለት 22.05.2010
ዕለት 24 ግንቦት ከምቲ ኩላትና ንፈልጦ ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ መሪርን ከቢድን ቃልሱ ሃገራዊ ናጽነቱ ዝጨበጠሉ ዕለት ስለ ዝኾነ ብኽብሪ
የብዕሎን ይዝክሮን ።
ንሕናውን ኣካል ህዝብና ስለ ዝኾና ነዚ ክቡር መዓልቲ ንምኽባር ንዕለት 22.05.2010 ዓ.ም አብ ስቱትጋርት መደብ ተታሒዙ ስለ ዘሎ ሓቢርና ንኸነብዕል ብኽብሪ ንዕድም።
ግዜ ካብ ሰዓት 15፡00 ድ.ቀ ክሳብ ሰዓት 23፡00
ቦታ፡ ST.RUPERT KATOLICHE GEMEINDE :KOBLENZER ST.19
70376 STUTTGART (HALLSCHLAG)
ካብ ባንሆፍ ባድካንሽታት ኣውቶቡሳት ቁ 52/ 55/ 56 መጺእኩም ኣብ
Hallschlag Haltstelle twerdu.
ብደሓን ምጹ
ኣወሃሃዲት ሽማግለ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን
ስቪካዊ ማሕበራትን ግዱሳት ዜጋታትን
ሽቱትጋርትን ከባቢኡን