ንዕለት 22-05-2010 ዓ.ም.
ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ الشعةالديمقراطي الارتر
ERITREAN PEOPLE’S DEMOCRATIC PARTY (EPDP)
ኣገዳሲ ሓበሬታ
ንዅሉ ብህዝቡን ሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ዜጋ
ንዕለት 22-05-2010 ዓ.ም. ሰዓት 17.00 ድሕሪ ቀትሪ ብላዕለዎት መሪሕነት ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝምራሕ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ብዛዕባ ህልዊ ክነታት ሃገርናን ደንበ ተቓውሞን መግለጺ ክውሃብ ስለ ዝኾነ ኣብዚ ዝጥቀስ ቦታን ጊዜን ክትካፈሉ ብኽብሪ ንዕድም።
ካብኡ ቀጺሉ መበል 19 ዓመት ጽንብል ነጻነት ኤርትራ ከቢሩ ክሓድር ምዃኑ ከነበስረኩም ንፈቱ።
ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ፍራንክፈርት GRIESHEIM Eishen Str. 9. ኢዩ።
ሓበሬታ።
መጐዓዝያ ካብ ሃውትባንሆፍ ብ S 1 ን S 2 ን Richtung Hochheim und Niederhausen ብድሕሪት ተሳፊርኩም ድሕሪ ሓንቲ ስትስዮነ ኣብ Griesheim ወሪድኩም ንየማን ወጺእኩም penny Market ተጸጊዕኩም መጀመርያ ኵርናዕ ንጸጋም Turner Halle 9 ኢዩ።
ምም/ ሽማግለ ዞባ ጀርመን ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ