ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. መዓልቱ ኣኺሉ እዩ። ብድሕሪኡኽ? ስለዚ ኸኣ ኢዩ እቲ ስርዓት ምስወደቐ፡ ገንዘብ ደገፍቲ ህ.ግ.ደ.ፍ. ኣብ ኤርትራ “ክድስክል” ብትሕትና ንመክር ዘለና። ከም ኣብነት 2% ብምኽፋልን፡... Read more ...
ብዛዕባ ልኡኻት ንምድንጓይ ዋዕላ “ዝግበር ድኣ’ምበር ዘይግበር ዝነግረና ኣይሰኣናን”፤ ብዛዕባ እዚ ለምቅነ ዝካየድ ዘሎ ክትዓት እንታይ ርእይቶ ትህብ ምስበልዎ ሓደ ሽማግለ ዝመለሶ።... Read more ...
ቤተ ስቅያት ኢሳያስ - ማእሰርቲ ጥቓ ንያላ 2003 ብዝኾነ ኣብዛ ህንጻ ዝቕየድ ብህይወቱ ዘይወጽእ እዩ። እዞም ቅዩዳት እዚኦም ህደሙ ኢልካዮም'ውን ክሃድሙ ብቕዓት ይኹን ሓይሊ ዘይብሎም እዮም። ምኽንያቱ... Read more ...
“ተጋዲሉ ገበል ሒዙ ምእታዉ” (2 ካብ 2) ሽማግለታት ኣብ ከከባኢኦም ንዝተባእሱ ከተዓርቑ፡ ንዝተፈሑ ሓዳሮም ከይፈርስ፣ ደቆም ከይበታተኑ ብጥበቦም ናብ ንቡር ክመልሱ ኣይተመለከትን። ህዝብና ሕግን... Read more ...
ስለምንታይ ጉዕዞይ ካብ ኣስመራ ንኣዲስ ኣበባ ተቐይሩ (2ይ ክፋል 2) ሓደ ካብቲ ንኣዲስ ኣበባ ዘኸደኒ ምኽንያት፣ ኣብታ ሃገር ናይ ምረጹና ፖለቲካ ጎስጓስ (election campaign) ከመይ ከምዝካየድ ንምዕዛብ ነይሩ። ሳላ... Read more ...
ስለምንታይ ጉዕዞይ ካብ ኣስመራ ንኣዲስ ኣበባ ተቐይሩ (2ይ ክፋል 1) ድሕሪ ሰለስተ ሰዓት ጋዜጣታት ኣንቢበ ምስወዳእኩ፣ ናብቲ ቀደም ዝተማሃርኩሉ ዪኒቨርስቲ ንስድስት ኪሎ ኣምራሕኩ። ኣብቲ ውሽጢ “ግቢ” እንተረኣኹ ብብዝሒ... Read more ...