8 መጋቢት፡ሕላገት መዓልቲ ኹለንተናዊ ነጥበ-መቐይሮ ደቂ-ኣንስቲዮ ትኹን! ክቡራት ኣንበብቲ መርበብ ሓበሬታ ኣስመሪኖ፡እዛ ኣብ ላዕሊ ኣብ ድርብ-ጥቕሲ ኣትያ ዘላ ጽሕፍቲ ሎሚ ዕለት 7/3/2016 ኣብ ማሕበራዊ መርበብ ሓበሬታ ምስ... Read more ...
“ፀጋይ በራኺ ኣቦ ጊታር… !” ካልኣይ ክፋል ጸጋይ፡ ኣብ ሙዚቃ ትግርኛ ልዑል እጃም ካብ ዝገበሩ ሓደ’ዩ።ብፍላይ፡ ኣብ ካል’ኣይ ወለዶ ስነ ጥበባውያን ሙዚቀኛታትን፡ካብ ዝነበሩ መንእሰያት እቲ ግዜ፡ናይ... Read more ...
“ግእዝ ትምህርቲ`ምበር ቋንቋ ኣይኮነን…” ካልኣይ ክፋል ካብ 13 - ስጋብ 17 ክፍለዘመን ከም ቋንቋ ስነ-ፅሑፍ ኮይኑ ቀጺሉ እዩ፣ካብ ቋንቋ መዘራረቢ ግን ደውታ ፈጢሩ ነይሩ እዩ።ግእዝ ብብዙሓት ቋንቋታት ዉርሻ... Read more ...
የማነ ‘ባሪያ’ ወ ገብረጻድቕ ‘ጻዲቑ’ ክልተ ፀለምቲ-ከዋኹብቲ ዘንተእለት የማነን ገብረጻድቕን ናይ ሓንቲ ሳንቲም ክልተ ገጻት እዮም ዘብል ብዙሕ ነገራት ኣለዎም እዩ።ካብቲ ብዙሕ ንገሊኡ ምስ ዝግለጽ ኸኣ፡ ኣብ ባህሮም፡ኣብ... Read more ...
“ዘይፍምቃር ይሓይሽ ከም ባሕታዊ ገዳም…” ካልኣይ ክፋል ክቡራት ኣንበብቲ፡ብዛዕባ ኩነታት ጥዕና ድምጻዊ ሙሉጌታ በየነ ዘበገሶ፡ተዘኽሮታት ስርሓውቱን ሓጺር ግለ-ታሪኹን ኣብ ዝሓልፈ ቀድማይ ክፋሉ ነቢብኩም፣ርእይቶን... Read more ...
ንወሃቢ ጸባ ይክላእ’ዶ ማይ ጨባ፧ ካልኣይ ክፋል ኣብራሃም ኣፈወርቒ፡እልቢ ዘይብሉ ህያባት ጥበብ ዝመጠወና፡እንተወሓደ ማይ ጨባ ዉሬታ ክንምልሰሉ ንቡርን ግቡእን እዩ ዝብል ሰረተ-እምነት እመስለኒ። ኣብዚ... Read more ...