{autoremote linkfromdisplay="false" shuffle="false" autostart="true" width="250" height="20"}http://blip.tv/file/get/Asmarino-bahliSnit2009EritreaAyresaEnekn717.mp3{/autoremote}
ኣብ በይ ኤርያ ካሊፎርንያ ከም ዓሚ ለብዘበንውን ብ ዝበለጸ አብ ግንቦት 29 (May 29) ንምጽንባላ ንዳለወሉ ከም ዘለና ደጊምና ክንሕብረኩም ንፈቱ።
ናይ ሎሚ ዓመት ፍልይ ብዝበለ ብ ሰሚናር ናይ ዶክቶር ኣሰፋው ተኽስተ ከም ዝዕጀብ ነበስረኩም።  እም ኩሉኩም ደለይቲ ሰላምን ፍትሒን ምሳና ሓቢርኩም ብሓንሳብ

“ይኣክል ንውልቀ ምልኪ ንበገስ ንልዕልና ሕጊ”

أ للدكتاتورية – نعم لسيادة القانون

“No to Dictatorship, Yes to Rule of Law”

እንዳበልኩም ከተምስዩ ብኪብሪ ንዕድመኩም።  እቶም ኣብዝተፈላለያ ከተማታት ዘለኩም ደለይቲ ፍትሒውን ኣኣብዘለኩምዋ ክተብዕልዋ ብትሕትና ንሓትት።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ነዛ ፖስተር ተወከሱ ከምኡውን ነዛ ፖስተር ምስ እትደልዩ አብ eycbayarea.com ኽትረክብዋ ትክእሉ።


 
ማሕበር ኤርትራዊ መንእሰይ ንለውጢ (Eritrean Youth for Change, Bay Area)
 This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...