ቀዳማይ ሚ ኒስተር አቶ መ ለስ ዜናዊ ብዘጋጠ ሞም ሕማ ም ናብ ሎሚ ንግሆ ዘውግሕ ድሕሪ ፍርቂ ለይቲ ካብ ዓለምና ብሞት ተፈልዮም በዚ አጋጣሚ›ዚ ብስም ህዝቢ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪን ብስም ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ክንገልጽ ንፈቱ፡፡ ንመንግስትን መላእ ህዝቢ ኢትዮጰያን ከምእ’ውን ንስድራቤት አቶ መለስ ዜናዊ ጽንዓት ይሃብኩም እንዳበልናብሞት.ዚ ኩቡርን ደላይ ሰላምን ዕብየትን ዝነበረ ዝተሰማዓና ሓዘን ክንገልጸልኩም ንፈቱ፡ አቶ መለስ ዜናዊ ናብ ቃልሲ ካብ ዝስለፉ ክሳብ ዕለተ ሞቶም ክዓርፍ ከይበሉ ንኢትዮጰያ ካብ ተምረሖ ዝነበረት ጎደና ድኽነትን ዓጸቦን ብቡሱል ራኢን ብዉሕሉል አተኣላልያ ናብ ጎደና ልምዓትን ማ ዕርነትን ዲሞክራስን ዝመርሑ ካብ ዝመርሑ ዝነበሩ መራሕቲ አፍሪቃን አብ ታሪኽና ሩኡይ ለውጢ ካብ ዘምጽኡ ናይ ጀጋኑ ጅግናን ናይ ሰላምን ልምዓትን መሪሕ ከምዝነበሩ እዚ አብ ምድሪ ኢትዮጰያ ዝርኤ ጉሁድ ተርእዮ ኢዩ፡፡ ንልዕሊ 80 ሚ ልዮን ህዝቢ ኢትዮጰያ ምስ ዝተፈላለየ ሕብረ ብሄራቱን ስምዒታቱን ተሳንዩ ክንብር ዝጻዓሩ ሓያልን መስተውዓልን ኩነታት ህዝቦምን ህዝቢ ኤርትራን ከባቢናን አጻጺዮም ዝፈልዩ ዝነበሩ ናይ ብሓቂ ፍሉይ ናይ ካባቢና መሪሕ ኢዮም ነሮም፡፡ በዚ አጋጣሚ ›ዚ ህዝብን መንግስትን ኢትዮጰያ ሙ ሉእ ሰላም አብ ከባቢና ንኽረጋገጽ አበርቲዖም ክሰርሑ ንላቦ፡፡ ደጊምና ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጰያ ጽንዓት ይሃብኩም፡፡

ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ

21-08-2012


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...