ንዛተ፡- ዘተ መፍትሒ ኩሉ ሽግራት እዩ'ሞ ጸገምና ብዘተ ንፍታሓዮ! ንሓድሕድና ተኸባቢርና ውሁድን ዕዉትን ስራሕ ክንሰርሕ፡ ብዘይካ ዘተን ልዝብን ምክያድ ካልእ ምርጫ የብልናን። ስለዚ ንዛተ። ተዛቲናን ተላዚብናን ጸገምናን... Read more ...
ትዕዝብተይ ኣብ ሕብረተሰብ: ሕብረተሰብና ከመይ ኣሎ? ሕብረተሰብና ከመይ ኣሎ? ናይ ቀደም ባህሉን ልምድታቱን ዓቂቡ ኣብ ግቡእ ክብሩ’ዶ’ሎ? ወይስ ብጎነጽን ምትላልን ኣብ እመኖ ቅመሶ ዝተባህሎ ብህልን... Read more ...
መስትያት ቤትና(Zekarias Kebraeb): FTE (Dr. Russom Mesfun) 1) መስትያት ቤትና (ዘካርያስ ክብርአብ): ደምህት፣ መተካእታ‘ዶ መሓለውታ? 2) FTE (Dr. Russom Mesfun) 13:30 ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣባላት... Read more ...
መስትያት ቤትና: ወጻእተኛታት ኣብ ክውንነት፣ ኤርትራውያን ኣብ ምስሉይነት! ህግደፍ ነታ ብጽርየታ ዝምክሑላ ናይ ለውጢ ደሴት ሙኻና ዝህውቱቱላ ሳዋ፣ ብዓይኒ ወጻእተኛታት ኣዝያ ረሳሕ፣ ፍጡር ወዲ ኣዳም ዝኾነ ሰብ ኣይኮነን... Read more ...
ንሓርነት ብሓድነት ኣብ ምድላይ ዘሕለፈ ሃገራዊ ሓሊፉ ኣቦ ጻውዒት ሓድነት ደቂ ሃገር ዝኾነ ወዲ ቫካሮ ኣስከሬኑ ኣብታ ዕትብቱ ዝተቐብረላ ሃገረ ኤርትራ እኳ እንተዘይዓረፈ፣ ካብ ምልኪ ሓራ ዝኾነት ኤርትራ... Read more ...
EGO - ኣንነት ኣነ ናይ በይነይ ኣይኮንኩን ኣነ መመላእታ ካሎኦት እየ። ኣነ ናይ ኣደይ ወላዲተይ ጥራሕ ውላድ ኣይኮንኩን፣ ኣነ ናይ ህዝቢ እየ። ኣነ መሪሕ ሓላፍነት... Read more ...