ብዛዕባ’ዚ ሃገርን ህዝብን ዝህውጽ ዘሎ ማዕበል እንዳ ዝናን-ባህታን ምዝራብን ምጽሓፍን ካብ ዝጅምር፣ ጻዕረይ ነቲ ኣነ ዝፈልጦ፣ መሲሉ ብዝተራእየኒ መንገዲ...

ብሰፊሑ ክግለጽ ከምዝጸንሐ፣ ኣብዚ ዝመጽእ ቀረባ ማዓልታት ስርዓት ህግደፍ ኣብ ለንደን ፌስቲቫል ንምክያድ መዲቡ ኣሎ። ልክዕ እዩ ኣብ ስደት ዝነብር ህዝቢ...

እዚ ኹሉ ብድዐ እዚ ኹሉ ንዕቐት ተቐሚጡሎ ኣብ ደብተር ወረቐት ዘይርሳዕ ዝበደልካዮ ንዓና ንጎረቤት ኣቃጪጭካ ንዓበይቲ መንግስታት  
Show more post