ብርህቲ ቐለም ድምቕቲ ሕብሪ ምስ ንፋስ ትጎዪ ቀጣን እግሪ፡ መዓንጣ ሰቲ ከም ናይ ነብሪ መቓልሕ ድምጽኺ ደወል ደብሪ፡ ኣብ’ቲ እዋን ቀውዒ ብሰማይ ኣቢልኪ...

እቲ ዝከፍኤ ዝብሃል ጓህን ሓዘንን ዕሸል ውላድካ ብሃንደብት አብ ዘይግዚኡ ብሞት ምስትስእን እዩ ይብሃል ሐቅነት አለዎ ኢለ ይአምን። ከምዚ ዘአመሰለ...
Show more post