ብ ኣጋጥሚ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ን ተቓላሲት ኤርትራዊት ዜጋ ብ ዓቕመይ ሕጽር ዝበለት ግጥሚ ንከበርክተላ ካብ ውሽጢ ልበይ ዝፈልፈለ ሓጎስ ይስመዓኒ ብፍናና...

ወነንቲ ረዚን ክብሪ ይኣክል’ባ ይኸውን እቲ ንብዓት ሎምዘበን ከተብዕላ በዓልክን ንዓመታ ብዘይ ሓዘን

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዛዕባ’ቲ ብኢምባሲ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ. ኣብ ሽወደን ዝምእረር ዘሎ ብ 2% ዝፍለጥ ዘይሕጋዊ ቀረጽ፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ሽወደን ከም...
Show more post