Eritrea: Sacttism - ሓገዝ ንተቓወምቲ ጉጅለታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ስርዓት ህግደፍ፡ ንተቓወምቲ ጉጅለታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ወኪሉ፡ ካብ ወትሃደራዊ ስልጠናታት ጀሚሩ ክሳብ ምልዛብ፡ ምስ “ሓባራዊ ረብሓ” ዘለወን ሃገራት ክዓምም... Read more ...
Eritrea: Sacttism ኣብ ጸላም ዝጸልመቱ ከዋኽብቲ… ~~ እድሪስ መሓመድ ዓሊን ብጾቱን ድሕሪ ናጽነት ኣብ ውሽጢ 7 ሳምንታት፡ ካብ ገገዝኦምን መሳጊድን ተተሓኒቖም፡ ካብ ዝጠፍኡ ሃይማኖታውያን ኣቦታት ሓደ፡ ኣብ ከረን ቃዲን ኡስታዝን ቤት... Read more ...
Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis ~~ ኣደይ ሓረጉ ዖቁባዮውሃንስ ኣደይ ሓረጉ ዖቁባዮውሃንስ ክብርቲ ዋላዲተይ ኣቲ ፈቃር ኣደይ፡ ዓዲ እግዚኣብሄርኪ ካብ ትኸዲ ሓያለይ ዓመታት ኮይኑ፡ ጊዜ እንታይ ኣለዎ ይሓልፍ ይጎይ፡... Read more ...
Eritrea: Amanuel Sahle - Human Rights ~~ መስል ወዲ ሰብ ኣማኑኤል ሳህለ መለኮታዊ ሓይሊ ስለ ዘሎኒ ማንም ከይትክፈኒ ይብል ነይሩ። ሻማን ዚብሃሉ መራሕቲ ማሪታዊ ሃይማኖት ድማ እቲ መራሒ ካብ ኣምላኽ እተቐበሎ ምሉእ ናይ... Read more ...
Eritrea: Sacttism - ሉኡላዊነት ሃገር ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘውረደ፡ ደረት ኣልቦ ጉጅለ (ዲፕሎማሲያዊ ኣምራት 1ይ ክፋል) ስለዚ፡ ኣብ ዝሓለፈ ርብዒ ዘመን፡ ዲፕሎማሲያዊ ዝምድናታት “ሃገረ ኤርትራ” ክንብል እንከለና፡ ብሓጺሩ ዲፕሎማስያዊ ዝምድናታት ኢሳይያስ፡ ተስፋልደት፡... Read more ...
Eritrea: Sacttism - ተስፋ ሚሊዮናት ዝመጸዉ ቢሊዮነራት (ሰነዳት ዕደና ወርቂ ዛራ) 2ይ ክፋል ሓጎስ ኪሻ ከኣ ረቢሖም ከርብሑ ዝኽእሉ፡ ብኣዚዩ ስቱር መገዲ ዝንቀሳቐሱ፡ ኣብ ዕደና ተሞኩሮ ዘለዎም፡ ወጻእተኛታት ብምምጻእ፡ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ከኣ ብፍላይ... Read more ...