መርድእ ግዳያት ሓደጋ ባሕሪ ኣብ መላእ ሃገር ኣብ ዝበጽሓሉ ዘሎ እዋን፣ ህዝቢ ኣብ ከቢድ ሓዘንን ሻቕሎት እንሃለወ፣ መንግስቲ ኤርትራ ድማ ‘ኣመሪካ’ ጥራይ ምባሉ ህዝቢ ኣቖጢዑ ህዝቢ ሓዘን ናይቶም ኣብ ላምቤዱሳ ዝሃለቑ 360 ኤርትራውያን ደቁ ሓዘኑ ከይዓጸወ፣ እንደገና ናይ 155 ኤርትራውያን መርድእ ፈቐድኡ ክበጽሕ ምጅማሩ፣ እሞ... Read more ...
ካብ ስቶኮልም ናብ ኣስመራ ብመንገዲ ኣየር ፍላይ ኦሎምፒክ ዝኣተዉ ኣስታት 300 ኤርትራውያን፣ መምለሲ ስኢኖም ሓያሎ ካብኣቶም ድማ ናብ ዱባይ እናተጓዕዝ ከም ሓድሽ ብመንገዲ ኣኤር ኢትዮጵያን ካልኦት ናብ ስቶኮልም ክምለሱ ይግድድደዱ ኣለዉ። Read more ...
ኤርትራ፡ ናበይ ገጻ ትኸይድ ኣላ ኣብ ሓደ ሃገር እቲ ወግዓዊ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ንዅሎም ዕድሜኦም ካብ 18 ንላዕሊ ዝዀኑ ደቅተባዕትዮ ካብ 10 ዓመታት ንላዕሊ እንተድኣ ኰይኑ፥ ኣብ... Read more ...
Conditions for asylum seekers worsen in Libya According to the UN Refugee Agency (UNHCR), 77,000 migrants and asylum seekers are estimated to... Read more ...
ሎሚ’ውን ውልቀ-መላኺ ኢሳይያስን ስርዓቱን ባዶ መብጽዓ እናነስነሱ ህዝቢ ከደናግሩ ይጽዕሩ። ኩሉ ቁጠባዊ ሂወት ሃገር ረሚሱ ዝገዝእ ዘሎ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ምስ ሓደ ኣብ ሱዳን ዝርከብ ፋብሪካ ወረቐትን ሕትመትን ንትምህርቲ ዝኸውን መጻሕፍቲ፣... Read more ...
Eritrea: Ending the Exodus? The large emigration of youths is the clearest sign of extreme domestic discontent with Eritrean... Read more ...