ብዕንጕለ ጌሩ:  ሃገር ዝመለጠ ምዕብልና ኢልዎ:  ዎዮ ዘይፈለጠ ብሓይሊ ድፊኢት፡  ብመስኾት እንተመጸ    ምጋሹ ኣይተርፎን’ዩ:  ቲኬቱ እተቆርጸ ጀግና...

ንኦሪት ንምምሳል ከም ኢያሱ ዝስቀል ሰቒሎም ምስ ነገሱ ናይ ጸሓይ ዑደት ክቕይሱ ….. ምስተንቀሳቐሱ ኣብኣ ነቒጾም ……. ከይተጣዕሱ ናብ ልቦም ከይተመልሱ...
Show more post