ጠለብ እሱራት፤ ጠለብ ሕዝቢ ኤርትራ ኢዩ። እሱራት ዝጠለብዎን ዝሓተትዎን ኣብ ኤርትራ ሀገርና፣ ግዝአት ሕጊ ክነግስ፣ ቅዋም ክትግበር፣ ዲሞክራሲያዊ ምሕደራ...

ኣብ ኣርባዓታት፡ ብረዚን ልቦንኦም ንሓድነትን ንፍቕሪን ክብሉ ክንየው ሕጋጋት እምነትን ባህልን ዝኸዱ ኣቦታት ካብ ነበሩና፡ ሕጂ ግና ከም ሸንቲ ግመል...
Show more post