ኣድማሱ ዘይድረት ብህዋ ይስንጥቕ ከም ንስሪ ይዝንቢ ብሰማይ ይበርር ንዳህሳስ ነቒሉ ኣብ በሪኽ ይዓልብ ሓሳበት ይፍልፍል - ዕሞቓት ኣእምሮይ ኣብ...

ብ1952 ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ብፈደረሽን ተቐርነት። ኣብቲ መስርሕ ባይቶ ኤርትራ ተመስረተ። ምስኡ ሕገ መንግስትን ብዙሕነት ፓርትታት ዘለዎ ነጻ ዝኾነ...
Show more post