እቶም ዘፍቅሩኺ ኣብቲ ጎደናኺ ጻሕ ኢሎም ወዲቖም ተፋንዮሙኺ ዉዑይ ደሞም ጸረር እናበሉልኪ ማይ ኣባሻውል ሰፈር ኣዝማሪኖ ግዳይ ህግደፍ ኮይንኪ እዝነይ...

  ኣዴታት ተኣኪበን ይበኽያ የእውያ ደቀይደቀይ ይብላ      ርእሰን ይነጽያ ኣፍልበን ይሃርማ ይመስለኒ ድሙቕ ጓይላ  ይዓብዳ ይዘላ ይጽለላ  ኣባዲ...
Show more post