ፋሺስታዊ ውልቀመላኺ ኢሳያስ፡ ብጻዕዳ ስኒ ጸሊም ልብን ዝተሰነየ ኣብ ላዕላዩ ናይ ደሞክራሲ መዓር ዝተለኸየ፡ ዕረ ዝመልአ ጐይቢ ናጽነት ሒዙ ብምእታው፡...

“ጎምበለ እንከሎ ንፍትሓውነት ንቐደም-በሉ ዘይጣበቕ ልቢ’ብሉን፡ ማዩ ስትይ ምሰ’በለ ከምኣ ኢሉ ዝቕጽል ግን ኣእምሮ’ብሉን” ዝብል፡ ምስ ናይ ዕድመ ጸጋ...
Show more post